Tekelewayni kidane
”ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ተምሳሌት ፅንዓት፣ኒሕ፣ ዘይስበር እምቢ በሃላይነትን እየን”-ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቶም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብሓፈሻ ድማ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ርሑስ...
ድርቂ ብዘስዓቦ ጥሜት ኣብ ዝኸፈአ ኩነታት ዝርኸቡ ነበርቲ ጣብያ ሰንዓለ ህፁፅ...
ነባሪት ወረዳ 20 ዓዲ ወጀራት ነባሪት ጣብያ ሰንዓለ ዝኾና ወይዘሮ ለምለም በርሀ ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2015/2016 ዓ.ም ብዘጋጠመ ድርቂ ዝራእታ ሓሪሩ ብምትራፉ ዝኾነ እቶት...
ዘተ ምንቕቓሕ ማሕበር ኣክሲዮን መትከል ቴክ
ብልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ቢልዮን ብር ዝምስረትን ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊ ፀሓይ ዝነጥፍን ማሕበር ኣክስዮን መትከል ቴክ ማሕበረ ቁጠባዊ ዕብየት ትግራይ ከቃላጥፍ ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊጹ።ሕ/ሰብ...
”…ዝጀመርናዮም መሪሕነት ናይ ምትዕርራይ ቃልሲ ሓድነትና ብዘጠናኽርን ሓይሊ ብዘይብትንን መንገዲ ክፍፀም...
ኣብ መሪሕነትና ዝትርኣየ ውድቀት ንምእራምን ህዝብና ዝገጠሞ ናይ ህልውና ፈተነ ብዘተኣማምን መንገዲ ንምእላይ ዝጀመርናዮም መሪሕነት ናይ ምትዕርራይ ቃልሲ ሓድነትና ብዘጠናኽርን ሓይሊ ብዘይብትንን መንገዲ ክፍፀም...
ተኻረይቲ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ገዛ ክራይ ከተማ መቐለ እንታይ ይብሉ ?...
ምስ ኣታዊና ዘይተመጣጠነ ክፍሊት ክራይ ገዛ ኣብ ማሕበራዊን ቁጠባውን ህይወትና ፈተና ኮይኑና ኣሎ ክብሉ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ከተማ መቐለ ኣማሪሮም።
ነዚ ፀገም ንምፍታሕ ድማ መንግስቲ...
ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ ባይቶና 85 % መሪሕነቱ ሓደሽቲ ከምዝኾኑን ባይታኣዊ...
ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ 85 % መሪሕነቱ ሓደሽቲ ከምዝኾኑን ባይታኣዊ ሊብራል ዲሞክራሲ ርእዮተ ዓለም ከምዝኽተልን ኣፍሊጡ።
ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ ፡ ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ...
ወረዳ ላዕላይ ማይጨው:ምንባር እምነ ሰረት
ፕሬዝደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ሓፀቦ ፍሉይ ቦታ ዓዲ ስየ ብበዓል ሃፍቲ ክቡር ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንዝህነፅ ካልኣይ...
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ መሊኡ ይውፃእ
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብቕልጡፍ ክወፅእ ኣለዎ-ቅዋም ሕብረት ኣውሮፓ
ህልውና ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ብቕልጡፍ ደው ክብልን ኣብ ግዝኣታት ትግራይ ዝተረፈ ሰራዊት ኤርትራ መሊኡ ክወፅእን...
ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ሰብኣዊ ግህሰት ምፅራይ ክቕፅል ይግባእ- ሰብኣዊ መሰል...
ምቁራፅ መርማሪ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ስርሑ ምቁራፁ ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘደናገፀን ልዕሊ ዓቕሙ ስለ ዝኾነ ጥራይ ደው ከም...
ፀብፃብ ገበን ውልቀ መላኺ ስርዓት ኤርትራ ንፓርላማ ኣውሮፓ
ፓርላማ ሕብረት ኣውሮጳ ብውልቀ መላኺ ስርዓት ኤርትራ ዝተፈፀሙ ገበናት ጀኖሳይድን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ኣድሚፁ።
ስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፆታዊ ዓመፅን ጥሜትን ከም መሳርሒ...