Home Authors Posts by thomas

thomas

70 POSTS 0 COMMENTS

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 156,697 መዛግብቲ ዕልባት ረኺቦም – ላዕለዋይ ቤት...

መቐለ፥ 8 ለካቲት  2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 156,697 መዛግብቲ ዕልባት ከም ዝረኸቡን 1894 መዛግብቲ ድማ ብዕርቂ ከም ዝተወድኡን ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት...

ጊዜያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ተጣዪሹ ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ።

መቐለ፥ 8 ለካቲት  2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) እቲ ቤት ምኽሪ ንፈፀምቲ ኣካላት ዝቆፃፀር፣ ውሳነታት  ዘሕልፍን ዓቕሚ ንእክበሉን ክኸውን ይግባእ ኢሎም ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው...

#ታሪኽ_ፈላማይ_ህዝባዊ_ባይቶ_ሸራሮ

መቐለ፥ 07 ለካቲት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ፈላማይ ህዝባዊ ባይቶ (ቤት ምኽሪ ትግራይ) ኣብ ሸራሮ ተመስሪቱ። ፈላማይ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ድማ ብ1972 ዓ.ም. ኣብ...

ብፕሮጀክትታትን ፕሮግራማትን 32 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዕቀባ ሓመድን ማይን ይለምዕ ኣሎ...

መቐለ፥ 26 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ብብርኪ ትግራይ ብፕሮጀክትታትን ፕሮግራማትን ኣብ 1290 መፋስሳት 32 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዕቀባ ሓመድን ማይን ይለምዕ ከምዘሎ ቢሮ...

ንህዝቢ ትግራይ ወኪሉ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፈረመ መሪሕነት ህወሓት ብዝኣተዎ ውጥጥ ኣብ...

መቐለ፥ 26 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ድሕሪ ምፍራም ውዕል ፕሪቶርያ ክልተ ዓመት ሕዚ እውን ህዝብና ናብ መረበቱ ኣይተመለሰን። ነቲ ውዕል ዝፈረመ መሪሕነት ውድብ ህወሓት...

ህዝቢ ዘጋጥሙዎ ፀገማት ተወዲቡ ንምፍታሕ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ክጠናኸር ይግባእ ኢሉ...

መቐለ፥ 20 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ማእኸላ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ከተማ መቐለ ዝገበረት ሓ/ዝ/ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ቤት ትምህርቲ ፈለግ መስራታይ ጉባኤኣ...