Home Authors Posts by thomas

thomas

71 POSTS 0 COMMENTS

ኩባኒያ ቦይንግ ብዘጋጠሙ ተደጋጋሚ ሓደጋታት ዓማዊሉ ዝነበሮም እምነት ይንኪ ኣሎ –...

መቐለ፥13 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን ክህብ ዝፀንሐ ሳተላይት ኣብ ማእኸል ህዋ ብምብትታኑ ኩባኒያ ቦይንግ ብዓማዊሉ እምነት ስኢኑ። ኩባኒያ ኢንተልሳት ክጥቀመሉ ዝፀንሐ ስርሒት ቦይንግ...

ምጅማር ፕሮጀክት ውሕስና ምግቢን ሓለዋ ህፃናትን ክንክንን ዕላዊ ዝገብር መድረኽ ኣብ...

መቐለ፥ 12 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) "ውሕስና ምግቢን ሓለዋ ህፃናትን ክንክንን ኣብ እዋን ሓደጋ" ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ስርሑ ዝጅምረሉ መድረኽ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። እዚ...

ኣብ ትግራይ ዘይተፈንጀሩ ተተኮስቲ ሓደጋ የብፅሑ ስለ ዘለዉ መንግስትን ካልኦት ዝምልከቶም...

መቐለ፥ 29 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ስዒቡ ከይተፈንጀሩ ዝፀንሑ ተተኮስቲ ኩለመዳያዊ ጉድኣታት የብፅሑ ኣለው ኢሉ ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ICRC። ኣብ...