yibrah
” ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፥ ልዕሊ ምምላስ ተመዛበልቲ ካሊእ ዛዕባ ክህልዎ...
መቐለ፥ 6 ጥሪ 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ)
ብፅላል ሲቪል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣተሓባባርነት ትማሊ 5 ጥሪ 2017 ዓ.ም ዝጀመረ ሰለማዊ ሰልፊ ይኣክል ሎምዓንቲ እውን ይቕፅል...
ልክዕ ከምዛ ሎምዓንቲ ብሓባር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰለስተ መቓልስቲን ነባራት መራሕትን ትግራይ!
መቐለ፥ 05 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ብቐረባ ዝፈልጥዎም ሰባት፥ ዉሩያት ሃንደስቲን ቀለስትን ፖለቲካ ብዝብል ይፅዉዕዎም።
ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብቐዳምነት ካብ ዝፅዉዑ ተጋደልትን ፖለቲከኛታትን...
ብገበን ቅትለት ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ማእኸላይ ቤት...
መቐለ፥17 ታሕሳስ 2017 (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ብገበን ቅትለት ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ፈሪዱ።
20 መጋቢት 2016 ዓ.ም...
2024 ዓመተ ፈረንጂ፦ ዓመተ ኵናት
መቐለ፥17 ታሕሳስ 2017 (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ኣብ መላእ ዓለም ብዝተጓሃሃረ ባርዕ ኵናት ኣብዚ ዝዛዘም ዘሎ ዓመተ ፈረንጂ ቁፅሪ ብሰንኪ ኵናት ዝሞቱ ሰባት ብ 30 ምኢታዊ...
ብሄራዊ ስምረትን ሓድነትን ክምልስ ዘኽእል ኩሉ ዝሓቖፈ ጊዚያዊ ቤት ምኽሪ ብህፁፅ...
መቐለ፥17 ታሕሳስ 2017 (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ብሄራዊ ስምረትን ሓድነትን ክምልስ ዘኽእልን ኩሎም ዝምልከቶም ወገናትን ዝተፈላለዩ ኣወዳድባታትን ዝሓቁፍ ጊዚያዊ ቤት ምኽሪ ብህፁፅ ንኽጣየሽ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ...
ኣብ ትግራይ ዋላኳ እቲ ኲናት ጠጠው እንተበለ ስቓይ ህዝቢ ግን ይቕፅል...
መቐለ፥17 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ካብ ድሮ ኲናት ትግራይ ጀሚሩ ክሳብ ውዕሊ ፕሪቶርያን ድሕሪ ፕሪቶርያን ዘሎ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ሰፊሕ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ዝሓተመ ኣብ...
ኣብ ልዕሊ ክልተ ህፃውንቲ ፆታዊ ዓመፅ ዝፈፀመ ውልቀሰብ ብ16 ዓመት ፅኑዕ...
መቐለ፥ 14 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኣብ ልዕሊ ክልተ ህፃውንቲ ፆታዊ ዓመፅ ዝፈፀመ ውልቀሰብ ብ16 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ...
ምስ መንግስቲ ፌደራል ዝተመያየጡ መሪሕነት ህወሓት ነኒባዕሎም ይካሰሱ ኣለው።
መቐለ፥ 03 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ብኣቦመንበር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል (ዶ.ር) ዝምራሕ ህወሓት “ብሄራዊ ክሕደት እናፈፀመ እዩ” ኢሉ ዝፀወዖ ሓይሊ ዝሓዞ መንገዲ ጥፍኣት ኣብ...
ብብርኪ ዓለም ዝፍለጡ ልዕሊ 200 ዓመት ዘቑፀሩ ጥንታውያን ኣባይቲ ከተማ ኣኽሱም...
መቐለ፥ 03 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ከተማ ኣኽሱም ዝለዓለ ፈጠራ ጥበብ ወዲ ሰብ ዝዓረፈሎም ሓድግታት ዝሓዘት ብምዃን ብ1980 ኣቆፃፅራ አውሮፓውያን ኣብ መዝገብ ቅርሲ ዓለም...
ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ግፍዓዊ መቕተልቲ ንዝፍፅሙ ገበነኛታት ግቡእ ፍርዲ ምሃብ...
መቐለ፥ 01 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሑ ዘለዉ ጭካነ ዝተመልኦም መቕተልቲታት ጠጠው ንክብሉ፣ ገበነኛታት ድማ ግቡእ ፍርዲ ክረኽቡ ከም ዝሰርሑ...