ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር #ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ተፈጥራዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ተፃዊረን መስተንክራዊ ስርሒታት ንዝፍፅማ ዘለዋ ዋዕሮታት ትግራይ ሕዚ እውን ዓወት ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ ዝረጋገፅ ቃልሰን ከሕይላ ፀዊዖም፡፡ኣብ ከተማ #መቐለ ንልዕሊ ክልተ መዓልቲ ክካየድ ዝፀነሐ መድረኽ ምኽክር ደቂ...
ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ #ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ #ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ #ዘአክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ወዲሰብ ብሕይወቱ እናሃለወ ከም ዕንፀይቲ ብሓዊ ምቅፃል ካብ ሃይማኖትን ባህልን ወፃኢ ዝኾነ ኣፀያፊ ናይ ሰይጣን ተግባር እዩ ብምባሎም ዝበፀሖም ዘሎ ፀለመ፣ ምፍርራሕ፣ ፀቅጥን...
ብሰንኪ ፋሽሽታውያን ወረርቲ ኣብ ሙሉእ ዕፅዋ ዝርከብ ህዝቢ #ትግራይ ንምድሓን ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ተወለድቲ ከተማ ዛላምበሳ፡ ወረዳ ጉለመኸዳን ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራትን ፋፅን ዝርከቡ ንልዕሊ 600 ዝተፀገሙ መራሕቲ ስድራ ሓገዝ እኽሊ ከምዝገበሩ ነቲ ሓገዝ ዘበርከቱ ተወከልቲ እቶም...
"ኣብቲ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት 'መሰል ርእሰ ውሳነና' ናብ ድርድር ክቐርብ ፍፁም ኣይንፈቅድን!ስለዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ብቓልሱ ብዘረጋገፆ መሰል ተጠቒሙ ብሪፈረንደሙ ኣቢሉ መፃኢ ዕድሉ ክውስን'ዩ፣ ኣብ ድልዱል ሰረት ክህነፅ ዘኽእሉ ዕማማት እውን ክስርሑ እዮም። እዚ ብቃልሱ ዘረጋገፆ መሰል'ዚ፣ ናይ ልኡላዊነቱ...
ብሰንኪ ፋሽስታውያን ወረርቲ ንከቢድ ዓፀቦ ከምዝተሳጥሐት ካብ ወረዳ ወልቃይት ተመዛቢላ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተዓቆበት ምርኣይ ዝተሰኣና መምህር መሓሪት ገ/ሂወት ገሊፃ፡፡ምርኣይ ዝተሰኣና ተመዛባሊት #መምህር መሓሪት ገ/ሂወት ኣብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን #ዓድዋ ብትምህርቲ #ፍሉይ ድሌት ብዲፕሎማ ተመሪቃ፡፡ መምህር መሓሪት ገ/ሂወት ኣብ...
ፋሽስታውያን ወረርቲ ዘርኢ ትግራዋይ ንክፀንት ፆታዊ ዓመፅ ከምሓደ መሳርሒ ኩናት ብምጥቃም ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ከቢድ ግፍዒ ኣብፂሖም እዮም፡፡ኣብ መሬት ትግራይ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ ነገር የለን ፡፡ እዋኑ 21 መጋቢት 2013 ዓ/ም እዩ ነይሩ፡፡ ፋሽስታውያን ወረርቲ መሬት ትግራይ...