ኣብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ስደተኛታት ትግራይ  ህፁፅ ሓገዝ ክግበረሎም ከምዝግባእ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ሓቲቶም፡፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ቅሉዕ ወራር ስዒቡ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ልዕሊ 60 ሽሕ ስደተኛታት ትግራይ ዓለም ለኸ  ኤጀንሲ ልምዓት ኣሜሪካ /USAID/ ህፁፅ...
መግለፂ መንነት ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ በዓል ኣሸንዳ ባህላውን ሃይማኖታውን ትሕዝትኡ ሓልዩ  በቢዓመቱ እናተኸበረ መፂኡ እዩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እውን ህዝቢ ኣብ ክሊ ዕፅዋን ክባን ፀላእቲ ኮይኑ ባህሉ ከይሃስስ ብድምቀት ኣኽብሩ እዩ፡፡ ሎሚ እውን “መጋየፂ ኣሸንዳና ንዋዕሮታትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቴሌቪዥን...
4ይ ዋዕላ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ፀሎትን ምህለላን ክካይድ ወሲኑ፡፡ ኣብ ጥንታዊትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣኽሱም ካብ 27 ክሳብ 28 ሓምለ 2014 ዓ/ም መበል 4ይ ዋዕላ ዘካየዱ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት...
ኣብ ሩባ ተከዘ  ብዘስካሕክኽ ኩነታት ዝተቀተለ ሬሳ ኣብ ገማግም ሩባ ተከዘ ተረኺቡ፡፡ እቲ ሬሳ ድማ ብሓዊ ዝተቃፀለ ምኻኑ ካብ ሱዳን ወደል ዒሎ ዝተረኸበ መረዳእታ ጠቂሱ ቲኤምኤች ሓቢሩ፡፡ ብወያንተ ብዙነህ ፋሽስታዊ ጉጅለ  ኣብይ ኣሕመድ ገበቲ ሓይልታት ኣምሓራን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣብ...
ዓለም ለኸ ማሕበር ሙስልም ትግራይ ኣል-ነጃሺ ኣትላንታን ሲያትልን 450 ሽሕ ቅርሺ ንሰራሕተኛ ቴሌቭዥን ትግራይን ድምፂ ወያነ ትግራይን  ሓጊዞም፡፡ እቶም ኣባላት እናጠመየ ንህዝቡ ዘገልግል ንዘሎ ሰራሕተኛ ቴሌቭዥን ትግራይን ድምፂ ወያነ ትግራይን ዋላ እኹል ኣይኹን ኣብ ጎኑ ከምዘለዉ ንምርግጋፅ እዚ ሓገዝ ከምዘበርከቱ...
እቶም ማሕበር ዲያስፖራ ሙስሊም ኣልነጃሺ ኮሚኒቲ ስያትልን ኣትላንታን ዘበርክትዎ 450 ሽሕ ብር ንሰራሕተኛታት ቴሌቪዥን ትግራይን ድምፂ ወያነ ትግራይን እንትኸውን። ቅድም ኢሉ እውን እቲ ማሕበር ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማታትን ወረዳታትን ትግራይ ንዝርከቡ ልዕሊ 3500 ወገናት ...
ጀኖሳይድ ትግራይ ንምፅራይ ዝተጣየሸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ብኣካል ብምእታው ብቅንዕናን ብተኣማንነትን መፅናዕቲ ክገብር ፃውዒት ቐሪቡ፡፡ ጀኖሳይድ ትግራይ ንምፅራይ ብቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝተጣየሸ ኮሚሽን መፃረይ ገበናት ናብ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ዝተፈፀሙ ዓለም...
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር #ቴድሮስ ኣድሓኖም ብብሄራዊ ሜዲካል ዩኒቨርሲቲ ካዛኪስታን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ተዋሂብዎም፡፡ እቲ ሽልማት ፍትሓዊ  ግልጋሎት ጥዕና ናብ ሙሉእ ዓለም ንክስፋሕፋሕ ብዝገበርዎ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ ፡፡ ፕሮፌሰር ቴድሮስ ኣድሓኖም ድሕሪ እቲ ሽልማት ኣብ ትዊተር ኣብ...
----  በደቡባዊ ፣ማእከላዊ ፣ምዕራባዊ እንዲሁም በደቡብ ምስራቅ የኦሮምያ ዞኖች ሰሞኑን በአከባቢያቸው በሁለቱም ሃይሎች መካከል ከባድ ጦርነት መካሄዱን omn የኣከባቢው ነዋሪዎችን ዋቢ አድርጎ ዘግቧል፡፡  የኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት በበኩሉ በተለያዩ አከባቢዎች ከፋሽስቱ የአብይ ቡድን ሰራዊት ጋር መዋጋቱንና የፋሽስቱ ሃይሎች ከባድ ኪሳራ ማድረሱን መግለፁ...