ህዝቢ ብሄረስብ ኢሮብ በዓል መስቀል ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ብዝደመቐ ኣገባብ ዘኽብሮ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓል እዩ። በዓል መስቀል ምስ ህዝቢ ኢሮብ ፉሉይ ምትእስር ኣለዎ። ዓመት ሙሉእ ተፀብዩ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘሎ ተወላዲ ኢሮብ መስቀል ምኽንያት ገይሩ ምስ ቤተሰቡን ፈተውቱን...
ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ዓሚቕ ድኽነት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ምጥንኻር ዓርሰ ምርኮሳ ግዚኡ ዝጠልቦ ዉራይ ምዃኑ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካቢኔ ሴክረታሪያት ዳግመ ህንጸትን ምጥያሽን እግሪ ምትካልን ተጋዳላይ ተኽላይ ኣሸብር ገሊጹ ። ተጋዳላይ ተኽላይ ኣሸብር ነዚ ዝገለጸ ኣብ...
ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ንኣስታት ሓደ ሰሙን ኣብ ህልው ኩነታት ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልስሲ፣ ውሽጣዊ ኩነታት እቲ ውድብን ኣመራርሕኡን፣ መደባት ጊዝያዊም ምሕዳርን ኣንፈታት ቀፃሊ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልስናን ኣድሂቡ ዓሚቕ ዘተ ከም ዘሳለጠ ኣብ ዘውፀኦ መግለፁ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝቢ ትግራይ...

0
መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)----ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ንኣስታት ሓደ ሰሙን ኣብ ህልው ኩነታት ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልስሲ፣ ውሽጣዊ ኩነታት እቲ ውድብን ኣመራርሕኡን፣ መደባት ጊዝያዊም ምሕዳርን ኣንፈታት ቀፃሊ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልስናን ኣድሂቡ ዓሚቕ ዘተ...
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሕውየት ዓውደ ሕርሻ ኣብ ዘምፅኡ ቴክኖሎጅታት ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ፀዊዑ። እቲ ኢንስቲትዩት ብወገኑ ኣብ ምዕቃብን ምብዛሕን ቴክኖሎጅታት ማእኸል ገይሩ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ይነጥፍ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ዝነበርኦ...
ጀነራል ፃድቃን ነዚ ፃወየዒት ዘቕረቡ ብጥዪትን ጥሜትን ይፀንት ዘሎ ብሄረሰብ ኢሮብ ንምድሓን ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ቴለቶን እዩ። ብጥዪትን ጥሜትን ዝፀንት ዘሎ ብሄረሰብ ኢሮብ ንምድሓን መቐፀልታ እቲ ኣብ ከተማ መቐለ  ዝተኻየደ መድረኽ ቴለቶን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ተኻይዱ ። 60 ሚኢታዊ ህዝቢ ኢሮብ...
ሕብረት ቀዳሞት ተምሃሮ ሃፀይ ዮውሃንስ ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ ምስ ሓቂ ፋዉንዴሽን ብምትሕብባር ንመምህራ ቀዳማይን ካልኣይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀየ ዮውሃንስ መቐለ ኣብ ሕውየት ስነ ልቦና ዘድሃበ ስልጠና ተዋሂቡ ፡፡ እቲ ሐዚ ንመምህራን ሃፀይ ዮውሃንስ ተዋሂቡ ዘሎ ሕውየት ስነ ልቦና ውፀኢቱ...
መስቀል ንምብዓል ትሸባሸብ ዘላ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ፍሰት መጓዓዝያ ፅዑቕ ክኸውን ከምዝኽእል ይግመት። ኣብዛ ከተማ በዝሒ ባጃጃት ጥራሕ ልዕሊ 2 ሽሕ ከምዝበፅሕን ብርክት ዝበላ ተሸከርከርቲ እውን ካብን ናብን ከምዝንቀሳቐሳን ሓላፊ ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት መምህር ወልዳይ ገብረህይወት ይገልጹ። ካብ መስከረም 14|2016 ዓ|ም...
ቢሮ ትራንስፖርት መራኸበን ኮምሽን ፖሊስ ትግራይን ሓዱሽ መተግበሪ ስርዓት ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርትን ታሪፍን ቅድመ ምድላው ከም ዝገበሩ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ ሓበራዊ መግለጺ ኣፍሊጦም። እቲ ዝወጸ ስርዓት ክትግበርን ተሓታታይነት ክረጋግጽን እንተኾይኑ ድማ ተሳትፎ ማሕበረሰብ ዝጠልብ ብምዃኑ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ግልጋሎት...
ኦሳድ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከቡ 100 ተምሃሮ ንሕድሕዶም 3000 ብርን ናውቲ ትምህርትን ሓጊዙኦሳድ ትግራይ ንብርክት ዝበሉ ዓመታት 50 ሕፃናት ኣብ ሓደ ማእወል ብምጥርናፍ እናሓብሐበን እናምሃረን ዝፀንሐ ኮይኑ ሐዚ ድማ ን100 ተምሃሮ ንሕድሕዶም 3000 ብርን 12 ደፍተርን ከም ዝሓገዘ...