ፈትዩ ዘይኮነ ተገዲዱ ናብ ኲናት ዝኣተወ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ምእንተ ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ኢሉ ኣንፃሩ ንዝተልዓሉ ሓይልታት ከከም ኣመፃፅኦኦም መኪቱ ጎና ጎኒ ዘመዝግቦም ዘሎ ዓወታት ንሰላም ዘለዎ ቕሩቡነት ብተግባር ኣረጋጊፁ እዩ፡፡ ናይዚ ሓደ ኣብነት ድማ ሰራዊት ጉጅለ ፋሽሽት...
ኢትዮጵያ ልዕሊ ሓሙሽተ ሚልዮን ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ብምሓዝ ካብተን ብርክት ዝበሉ ተፈናቐልቲ ዘለውወን ሃገራት ዓለም ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ፡፡ ማዕኸን ዜና ቢቢሲ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ኢንተርናሽናል ዲስፕለስመንት ሞኒተሪንግ ሴንተር ዝተባህለ ትካል ክሳብ መወዳእታ 2021 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓ ኣብ መላእ ዓለም ቁፅሪ...
ህዝቢ ኤርትራ ንናፅነቱ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ውልቀ መላኪ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጨውዩ ኣብ ፍፁም ባርነት ክነብር ይሰርሕ ምህላዉ ተንተንቲ ፖለቲካ ሓቢሮም፡፡ ውልቀ መላኪ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናፅነት ህዝቢ ኤርትራ ጨወዩ ኣብ ባርነት ክነበር ዝፈረደ ስርዓት ምኳኑ ኣብ ቴሌቪዥን ኣሰና ቃለ-መሕትት ዘካየዱ ተንተንቲ...
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቃልሲ ናፅነት ኤርትራ ክኾልፍ ሕቡእ ልእኽቶ ኣለዎ ክብል ተጋዳላይ ሓለፎም ኣለሙ /ቸንቶ/ ገሊፆም፡፡ተጋዳላይ ሓለፎም ኣለሙ ካብቶም ነባራት መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ሓደ እዮም። ተጋዳላይ ሓለፎም ኣለሙ /ቸንቶ/ ካብ ትግራይ ሰጊሮም ሃለዋት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንኽረጋገፅ ልዑል...
ህዝብን መንግስትን ንዝገበረሎም ምሕረት ዘመስገኑ ምሕረት ዝተገበረሎም ሙሩኻት ብወገኖም ንዝተውሃቦም ዕዱል ብምምስጋን ኣምባሳደር ሰላም ኮይኖም ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም፡፡
ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገበን ንዝፈፀሙ ምሩኻት ምሕረት ምሃቦም ሰብኣውነት ህዝቢ ዘረጋገፀ እዩ ኢሎም መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ፡፡እቲ ንሙሩኻት ዝተገበረ ምሕረት ህዝብን...
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓ ካብ 2012 ክሳብ 2017 ሃገረ ሶማሊያ ብፕረዝደንትነት ክመርሕ ዝፀንሐ ወዲ 66 ዓመት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ን5 ዓመታት ሃገረ ሶማሊያ ክመርሕ ንዝፀንሐ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ /ፎርማጆ/ ስዒሩ ንኻልኣይ ግዘ ናብ ስልጣን ምምፅኡ ኣብ ሃገረ ሶማሊያ ጥራይ ዘይኮነስ...
ኣብ ሕሉፍ ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ተጋዳላይ ትግራይን ኤርትራን ንሓበራዊ ፀላኢ ደርጊ ንምጥፋእ ብርክት ዝበሉ ሓበራዊ ቓልሲ ኣካይዱ እዩ፡፡
ብ1974 ዓ.ም ደርጊ ትግራይ ንምድህሳስ ኤርትራ ንምድምሳስ ኢሉ ወፍሪ ቐይሕ ኮኾብ 6ይ ወራር ኣብ ዝኣወጀሉ እዋን ካብ ተጋደልቲ ህወሓት ሰለስተ ብርጌድ...
The economist በሰጠው ጋዜጣዊ መግለጫ፣ ፋሽስቱ የአብይ ቡድን በአዲስ አበባ የተቋሙ ወኪል በነበረው ጋዜጠኛ ቶም ጋርድነር ላይ የወሰደው እርምጃ ያልተገባ በማለት አጣጥሎታል፡፡
The economist ባሰራጨው ጋዜጣዊ መግለጫ በፋሽስቱ የአብይ ቡድን የወኪሉ ፕሬስ ፈቃድ መሰረዙን ካሳወቀው በኋላ ቆይቶ በ48 ሰዓታት አገሪቱን...
ገበቲ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝፈፀምዎ ገበን ጀኖሳይድ መረዳእታ ንምሕባእ ዝፍፅምዎ ዘለው ገበን ካብ ሰብኣውነት ዝረሓቀ ኣረሜናዊ ተግባር ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ብገበቲ ሓይልታት ኣምሓራን መሻርኽቶምን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ...
ትካል ጥዕና ዓለም WHO ድሕሪ ሓደ ሰሙን ዓመታዊ ጉባኤ ከም ዘካይድን ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይን ዩክሬይንን ብዋናነት ከምዝዝትይ ድማ ተገሊፁ፡፡
እቲ ዝካየድ ዓመታዊ ጉባኤ ንሓደ ሰሙን ዝፀነሕ ኮይኑ ጥዕና ንሰላም፣ ሰላም ንጥዕና ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድን ሃገራት ዓለም ድማ ብወከልተን...









