ኣብ ትግራይ በዝሒ ዘለዎ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድሊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ፡፡ከም ሓበሬታ ግሎባል ሄልዝ ስትራተጂ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ትግራይ ዝኣትው ሓገዝ ኣዝዩ ውሑድን ኣብዚ እተው ዘይበሃልን ኣብ ርእሲ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ መራኸቢ፣ ባንክን ኢንተርኔትን ፍፁም ተቋሪፆም...
ሙሁር ታሪኽ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ህዝቢ ትግራይ ዘጋጥምዎ ብድሆታት ተፃዊሩ ወረርቲ ኩሉ ግዜ ዝምክት ንሓቅን ርትዕን ብፅንዓት ስለዝቃለስ እዩ ኢሎም፡፡ ፋሽሽታውያን ወረርቲ ትግራይን ህዝባን ንእሽተይን ብቐሊሉ ትጉበጥን እያ ኢሎም ዝወረርዋ ዋላ እኳ እንተኾኑ ዝተኸተልዎ ስልሒት ግጉይ ምዃኑ ግን ብዝግባእ የምህሮም...
ትግራይ ካብ መንጐ እትልለየሎም ብርክት ዝበሉ ፀጋታትን ያታን በቢመዋእሎም ዝመፁ ሃይማኖታት ዘተኣናገደትሉን ንዓለም ኣብነት ዝኾነትሉን ተግባራት ተጠቃሲ እዩ፡፡ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ክርስትና ድሕሪ ምቕባል ኣብ ሻብዓይ ክፍለ ዘመን ድማ ድማ እምነት እስልምና ኣተኣናጊዳ እያ፡፡ ናይ'ዚ ትርጉም ናፅነት እምነት...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ ካብ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ 54 ወገናት ብሰንኪ ሕፅረት ምግብን መድሓኒትን ከምዝሞቱ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ፋሽስታውያን ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝፈፀምዎ ግፍዒ ከይኣክል ህይወቱ ከድሕን ናብ መዕቆቢ ማእከላት ዝኣተወ ህዝቢ ብጥምየት ክፀንት...
ንዝሓለፉ ኽልተ መዓልትታት ክካየድ ዝቐነየ ጉባኤ መራሕቲ ሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ዋና ቤት ፅሕፈት ጠቕላይ ቤተ ክህነት መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክኸውን ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ኣብ'ቲ ዋዕላ ብፅእ ኣቡነ ኢሳያስ፣ ብፅእ ኣቡነ መርህ ክርስቶስን ብፁእ...
ስነ-ስርዓት ቐብሪ ጅግና ተጋዳላይ ሜጀር ጀነራል ገብረመድህን ፍቓዱ (ወዲ ነጮ) ብፁእ ወቕዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤተክርስትያን ቅድስት ስላሴ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ተፈፂሙ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ቐብሪ ዝተረኸቡ ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሕራነ፤ ጅግና ኣይነብርን ታሪኩ እዩ...
ህዝቢ ማሕበር ቁጠባውን ፖለቲካውን ድምፂ ክትስማዕን ፍትሓዊ ጠለባቱ ከማሉኡን ሚድያ ወሳኒ ቦታ ኣለዎ፡፡ ፋሽስቲ ኣብዪ ኣሕመድ ዓልን መላፍንቱን ግና፤ ሚድያታት ትግራይ ብምዕፋን ህዝቢ ኣፅኒቶም። ሕዚ እውን እዞም ፋሽስታውያን ሚድያታት ብምዕፃውን ዓለም-ለኸ ሚድያታት ከይኣትው ብምክልኻልን ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ንምንዋሕ ሚድያ...
ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን፤ ካብ ዕድመ ንእስነቱ ጀሚሩ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ፤ ንወሳንነት ህዝብን ንምርግጋፅ ሉኣላውነት ዓድን፤ ንሰላም፣ ራህዋ፣ ዲሞክራስን፤ኩለ መዳያዊ ማሕበረ-ኢኮኖሚ ዕብየትን፤ ተጋዲሉ ብምግዳልን፤ ጥበብ ዝተመልኦ ኣመራርሓ ብምሃብን ምስ ብፆቱ ኮይኑ ዘይሃስስ ታሪኽ ፅሒፉ፤ 24 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ብሽርሒ...
ኣባል ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ብራድ ሼርማን ጀኖሳይድ ትግራይ ብሽሙ ክፅዋዕ ከምዘለዎ ንምኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ሕቶ ኣቕሪቦም፡፡ጀኖሳይድ ትግራይ ብሽሙ ክፅዋዕ ከምዝግባእ ኣባል ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ብራድ ሼርማን መፀዋዕታ ኣቕሪቦም፡፡ ብራድ ሼርማን ንቅልውላው ትግራይ ጠሚቶም ንምኒስትር ጉዳይ ወፃኢ...
ፋሽስቱ አብዪ አህመድና ግብረ አበሮቹ በትግራይ ህዝብ ላይ ባኖሩት ከበባና ክልከላ አንዲት አራስ ጨምሮ ስድስት ሰዎች በመድሃኒትና በምግብ እጦት ምክንያት ለህልፈት ተዳረጉ፡፡ እነዚህ ከምእራብ ትግራይ በወራሪዎች ከቤት ንብረታቸው ተፈናቅለው በአክሱም ከተማ ተጠለው የሚገኙ ተፈናቃዮች አሁን ላይ ሁሉም ወገኖች ለከፍተኛ ረሃብ...