ድሕሪ ፀገም ራህዋ ከምዘሎ ኣሚንና ብዝልዓለ ወነ ብምትሕግጋዝ ታሪኽ ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ኢማማት ከተማ #መቐለ ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ድሕሪ ፀገም ራህዋ ከምዘሎ ኣሚኑ ብሩህ ተስፋ ሰኒቑ ብዝልዓለ ወነ  ብምትሕግጋዝ ዳግማይ ታሪኽ ክሰርሕ እዩ ክብሉ ኢማማትን  ኣመሓደርቲ መሳጊድን ከተማ መቐለ ገሊፆም...
ትግራይን ኦሮሞን ዘይውክል ኮሚሽን ዘተ ኣይዕወትን ክብል ወርልድ ቪው ፀብፂቡ፡፡ ጊዚያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ስዒቡ ተስፋ ዝተነበረሉ ዘተ ሰላም፤ ብዓንቃፅ መርገፂ ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ይብርዕን ምህላዉን፤ ህወሓትን ውድብ ሓርነት ኦሮሞን ኣግሊሉ ዘጣየሾ ኮሚሽን ዘተ ፍረ ኣልባ ምዃኑን ፀብፃብ...
ህዝብን መንግስትን ትግራይ ግዝኣታዊ ሓድነት ናይ ምሕላውን ረብሕኦም ናይ ምርግጋፅን ተልእኾ ሒዞም ዘካይድዎ ዘለው ህዝባዊ መኸተ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ሙሁራት ገሊፆም፡፡ ገበቲ ሓይልታት ኣምሓራ ኩሉ ግዜ ኣጀንዳ መሬት ብምልዓል ህዝቢ ናብ ዘይዛሪ ጎንፂ ዘእትውዎ ዘለው ትግራይን ህዝባን ንክጥፍኡ ካብ...
ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ኣዊጅዎ ዘሎ ኲናት ምልክት ተስፋ ምቑራፅን፤ ህዝቢ ኦሮሞ ንሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ይህቦ ዘሎ ልዑል ድጋፍ መንበረ ስልጣኑ ኣብ ሓደጋ ምእታዉ ስለ ዘረጋገፀ ምዃኑን ተገሊፁ፡፡ ብስልጣኑ ካብ ምጭናቕ ወፃኢ ህዝባዊ ይኹን ሃገራዊ ራእይ...
ሰራዊት ሓርነት  ኦሮሞ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ዓወት የመዝግብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ንምጥፋእ ዘካየዶ ወፍሪ ይፈሽል ምህላዉን፤ መራ ክፍለ ሰራዊት ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ወታደራት እቲ ጉጅለ ፋሽስት...

ትንሳኤ ትግራይ

በዓልትንሳኤ እንትነኽብር ዝተፀገሙ ወገናትና ብምሕጋዝ፣ሓልዮትን ርህራሄን ብዝተመልኦ መንፈስ ብርሃን ፅባሕ ብምትስፋው ክነሕልፎ ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ኣገልገልቲ #ቤተ-ክረስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፀዊዖም፡፡ ሓደ ሓደ መራሕቲ ሃይማኖት ኢና ዝብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብዛዕባ ትግራይ ዕልእን ሕማቅ ኣስተመህሮ እንትሃቡ ንሕና ግን ሐዚ እውን እንተኾነ...
በትግራይ ምስራቃዊ ዞን የኢሮፕ ወረዳ 33 ሺህ ነዋሪዎች በምግብ እጥረት ምክንያት ለከፍተኛ ረሃብ መጋለጣቸው ተገለጸ፡፡ በመጋቢት ወር ብቻ ከትግራይ ምስራቃዊ ዞን በግጭትና በምግብ እጦት ሳብያ ከ87 ሺህ በላይ ህዝብ ቤት ንብረቱን ጥሎ ለመሰደድ ተገዷል ሲል በተባበሩት መንግስታት ድርጅት የእርዳታ ማስተባበሪያ...
ፋሽስታውያን ወታሃደራት ማህፀን ትግራወይቲ ብምውራድ ዕስላዊ ፆታዊ ዓመፅ ከምዝፈፀሙ ግዳይ እቲ መጥቃዕቲ ገሊፃ፡፡ ካብ ከተማ ሸራሮ ተፈናቒላ ኣብ ወረዳ መዳባይ ዛና ዝርከቡ ስድራኣ ዝተዓቖበት ንእስቲ ብትእዛዝ  ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ብወታሃደራት ተጨውያ ናብ ናቚጥኦም ምስ ተወሰደት ብዕስለ ወታሃደራት ፆታዊ ዓመፅ ከምዝበፀሓ...
ጥምረት ሓይልታት መሰል ዓርሰ ውሳነ ንምውጋድ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ  ሕብረ ብሄራዊ ቃልሲ ፀዊዑ፡፡ ብስም ሕብር ዝተወደቡ ጥምረት ሓይልታት መሰል ዓርሰ ውሳነ፤ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ንምውጋድ ኩሎም ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ንመሰሎም ደው ክብሉን፤ ኣንፃር ፋሽት ጉጅለ ኣብይ...
ሓድነትና ኣስጢምና ኩሎም ፀገማት ክንሰግሮም ኢና ክብሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ከተማ መቐለ ሓቢሮም፡፡ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት  ኣብ ትግራይ  ኣጋጢሙ  ዘሎ ፀገም  ንምስጋር  ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ብሓድነት ክቃለስን ክተሓጋገዝን ከም ዝግባእ  ማሕበረሰብ ሙስሊም  ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም፡፡ ኣብ  ፆመ...