ወ/ሮ ኣብረሀት ሕሉፍ ይበሃላ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይካድራ ይነብራ ነይረን፡፡ ልፍንታውያን ሓይልታት ጥፍኣት ብኩሉ ኣንፈት ቅድሚ ምውራሮም መረበተን ኣብ ዝኾነ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይካድራ ምስ መላእ ስድርአን ምቁር ህይወት ነይርወን፡፡
ሕዚ ግን ብሰንኪ እቶም ታሪኻውያን ፀላእቲ...
ብሰንኪ ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ብምዕናወን ህፃናት ክመሃሩ ከምዘይከኣሉ ኣብ ከተማ መቀለ ዝርከቡ ህፃናት ገሊፆም፡፡ እቶም ህፃናት ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ድማ ንጥሜት ከምዝተቃልዑ ተዛሪቦም፡፡
ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ኣብ ትግራይ ብዝከፈትዎ ቅሉዕ ወራር ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቶ ተኣጋጊሎም እዮም፡፡...
ፍሉይ ጠመተን ሓለዋን ዘድልዮም ጉድኣት ኣካል ብክባን ዕፅዋን ንዝገደደ ጥሜት ተቃሊዖም፡፡ተፍጥሮ ዝከልከለቶም ምስማዕ ተፃዊሮም ተስፋ ፅባሕ ንምብራህ ሀ ኢሎም ትምህርቲ ቀለምን ሞያን ኣብ ምምሃር ዝነበሩ ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ድሌት ሰውሒ ንጉስ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ በዘብፅሕዎ...
ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ድሕሪ እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ክፍሊ ምደባ በጀት ሕቡራት ሃገራት ዝገጠሞም ፍሽለት ብግህሰት ኩለንትናዊ መሰላት ከይሕተቱ ካብ ዘለዎም ፍርሕን ራዕድን ተበጊሶም መርትዖ ክኸውን እዩ ንዝበልዎ ኩሉ መረዳእታ ኣብ ምጥፋእ ተጸሚዶም ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡
፡ ልፍንታውያን ሓይልታት ጥፍኣት ድሕሪ እቲ...
----------
ሓድነትና ኣጠናኺርና ሰላምን ድሕንነትን ከባቢና ክነረጋግፅ ይግባእ ክብሉ መናእሰይ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ገሊፆም፡፡
ኣብ ገለገለ ከባቢታት ከተማ መቐለ ዝርአ ዘሎ ክትራንን ስርቅን ንምክልካል መናእሰይ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ተወዲቦም ሓለዋን ፀጥታን ከባቢኦም ብምሕላው ሰላምን ድሕንነትን ሕብረተሰቦም ...
ዘርኡ ገብረሊባኖስ ቢዝነስ ጉሩፕ ብልዕሊ 3 ሚልዮን ብር ዘዋግኡ ን1737 ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ።ሰገን ሙሴ መሓሪ ተምሃራይ ካልኣይ ክፍሊ እዩ።
ዕፅዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ስዒቡ ግና ብዛዕባ ትምህርቲ ዝግደሰሉ ወነ የብሉን።ከም ሙሴ ዝበሉ ሚልዮናት ተምሃሮ ትግራይ ብሰንኪ...
ብሰንኪ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣንቢርዎ ዘሎ ኩለመዳይ ዕፅዋን ክባን ሂወት ብዙሓት ኣብ ሓደጋ ከምዝርከብ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ብሰንኪ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣንቢሮምዎ ዘለው ኩለመዳያዊ ዕፅዋን ክባን ህዝቢ ንሰብ ሰራሕ ዓፀባ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ገበነኛታት ናብ ዓለም ለኸ ሕጊ ቀሪቦም ክሕተቱ ብዝለዓለ ሓላፍነት ከምዝሰርሕ ቤት ፅሕፈት ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ስቪል ማሕበራት ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡----ገበነኛታት ናብ ዓለም ለኸ ሕጊ ቀሪቦም ክሕተቱ ብዝለዓለ ሓላፍነት ከምዝሰርሕ ቤት ፅሕፈት ጥምረት ተሓለቕቲ...
ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ስቪል ማሕበራት ትግራይ ምጥያሹ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ፅንተትን ብዝተማእኸለ መንገዲ ተፀኒዑን ተሰኒዱን ገበነኛታት ናብ ሕጊ ቀሪቦም ክሕተቱን ዝሕግዝ ማሕበር ከምዝኾነ ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነው ገሊፆም፡፡እቶም ኣንባሳደር ነዚ ዝገለፁ እቲ ጥምረት ዕላዊ ስራሕ...
ኣብይ ኣሕመድ ስልጣን ኣብ ዝሓዘሉ 4 ዓመታት ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ምብትታን ኣትያ ምህላዋን፤ ኣብይ ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ መራሒ ክኸውን ከም ዝኽእልን ፖለቲከኛ ልደቱ ኣያሌው ገሊፁ፡፡
ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ንስልጣን ክብል ንህዝቢ ዝሕሱን ዘታልልን ምዃኑ ዝገለፀ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው፤...









