ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ ህዝቢ ዓለም ብዝግባእ ከይፈለጦ ከምዝፀንሐ ላዕለዎት ሰብ ሞያ መፅናዕቲ ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ሂይማን ራይትስ ዎችን ሓቢሮም፡፡
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ብሰራዊት ፋሺስት ኣብይ ኣሕመድ፣ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራን ዝበፅሐ ግፍዒ መሰረት...
ሰራዊት ትግራይ ብፋሽስታዉያን ፀላእቲ ዝባደመ መሬትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ንምምላስን ንምዕቃብን ምስ ህዝቢ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን የሳልጥ ከምዘሎ ኣመራርሓን ኣባላትን እቲ ሰራዊት ገሊፆም፡፡ነበርቲ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ብወገኖም ሰራዊት ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ዘርእዮ ዘሎ ተግባራዊ...
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ዝወረሮ መሬት ትግራይ ብቕልጡፍ ክወፅእ ሽዱሽተ ነባራት ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ፀዊዖም፡፡ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝሰርሑ ሽዱሽተ ኣምባሳደራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅእዎ ሓበራዊ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሑ ዘለዉ ገበናት...
ኩለመዳይ ዕፅዋ ፋሽስታውያን ወረርቲ ዘስዓቦ ዓፀባ ሰብ ሞያ ጥዕና ንተሓከምቲ ግልጋሎት ኣብ ዘይህብሉ ብርኪ ከምዝበፅሐ ሰብ ሞያ ጥዕና መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ገሊፆም ፡፡ ብሰንኪ ኩለመዳይ ዕፅዋን ክባን ፋሽስታውያን ወረርቲ ንባዕሎምን ንስድርኦምን ድራር ምሸት ስኢኖም ንዝከፍአ ፀገምን ጥምየትን ተቃልዖም...
ዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ምስ ቴሌቪዥን ትግራይ ብስካይፒ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ስትራቴጅካዊ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብሓባር ዝረጋገፅ ምዃኑ ስለ ዝፈልጥ እዩ ኢሳያስን ጉጅልኡን ኣብ ፅልኢ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣበርቲዖም ዝሰርሑ ዘለዉ ክብል ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ምስ ቴሌቪዥን...
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ዝወረሮ መሬት ትግራይ ብቕልጡፍ ክወፅእ ሽዱሽተ ነባራት ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ፀዊዖም፡፡ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣምባሳደራት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝሰርሑ ሽዱሽተ ኣምባሳደራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅእዎ ሓበራዊ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሑ ዘለዉ ገበናት...
ሓረስቶት ወረዳ ማይ ቅነጣል ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ብምጉልባት ዓፀባን ጥሜትን ካብ ምቅላል ብተወሳኪ ጠንካራ ደጀን ሰራዊት ትግራይ ብምዃን ቓልስና ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና ኢሎም፡፡ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ኣብ 2013 ዓ.ም ሓረስታይ ትግራይ ሓሪሱ ኣለሳሊሱን ዝኣከቦ ምህርቱ፣ ንዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቱን ጥሪቱን ወሪሮሙን...
ኣብ ትግራይ ግልጋሎት ጥዕና ብምቑራፁ ኣዴታትን ህፃናትን ንሞት ተቃሊዖም ፡፡ወሃብቲ ግልጋሎት ጥዕና ትግራይ ብፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ብምዕናዎምን ግልጋሎት ኣምቡላስን ሙሉእ ብምሉእ ብምቑራፁን ኣዴታትን ህፃናትን ንሞት ይቃልዑ ከምዘለዉ ተገልገልቲ ሆስፒታል መኾኒ ገሊፀን ፡፡ወ/ሮ ኣለም ኻልኣዩ ነባሪት ወረዳ ራያ ዓዘቦ እያ...
ሰራዊት ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይን ውልቀ መላኺ መንግስቲ ኢሳያስን ንትግራይ ኣብ ዝወረርሉ ፆታዊ መጥቃዕቲ ከምመሳርሒ ኲናት ይጥቀምሉ ምንባሮም ግዳያት ገሊፀን፡፡እቶም ወረርቲ ናይ ኢዶም ንክረኽቡ ንቓልሲ ብቑዕ ዝኾነ ኩሉ ክጋደል ከምዝግባእ እተን ኣዴታት ሓቢረን፡፡
እዛ ንእስቲ ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ቃፍታ...
ዕጡቓት ፋኖን ምልሻ ኣምሓሩን 61 ተጋሩ ኣብ ድልድይ ተከዘ ዓዲ ጎሹ ወሲዶም እንትርሽንዎም “ ተጋሩ ብቕልጡፍ ኣይሞቱን፣ ደጊምኩም ተኩስሎም፡፡” ክብሉ ይዛረቡ ነይሮም፡፡ እዞም ዕጡቓት ነቶም ነበርቲ ብዘስካክሕ ግፍዒ ቐቲሎም ፣ ዝተረፉ ስድራ ግዳያት ድማ ከይበኽዩ ጥራሕ ከይኮነስ ከይሓዝኑ እውን...









