ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ ከፃሪ ንዝሰርሕ ዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት በጀት ከይስልዐሉ ክትብል ዘቕረበቶ ሕቶ ተነፂጉ። መንግዝቲ ኢትዮጵያ ነቲ ብላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብእዊ መሰላት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ዝግበር ዘይሻራዊ መፅናዕቲ በጀት ክስልዐሉ ኣይግባእን ክብል ንዘቕረቦ ሓሳብ፣...
ሴናተራት ግዝኣት ጆርጅያ ኣሜሪካ፣ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ገበን ጀኖሳይድ ኣድሂቦም ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ብርክት ዝበሉ ሴናተራት እቲ ግዝኣት ፣ ተጋሩን ተወለድቲ ትግራይ ኣመሪካውያንን ዝተረኸቡሉ መግለፂ መደረ ዘስመዓ ሴናተር ጂም ጃክሰን፣ ህዝቢ ትግራይ ኩሎም...
ቤተ ክርስትያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ፋሽሽታዉያንን ወረርቲ ሓይልታትን ብልፍንቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፅምዎ ዘለዉ ጀኖሳይድ ብፍላይ ድማ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈፀመ ሰብ ምስ ህይወቱ ብሓዊ ምቅፃል ካብ ሰብኣዉን ሃይማኖታዉን ስርዓት ዝወፀ ከምዝኾነን እዙይ...
መበል 1443 ዓመተ ሂጅራ ፆመ ረመዳን ካብቶም ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተፈለየ ብዕፅዋን ክባን ይፅገሙ ንዘለው ወገናትና እኹል ምትሕግጋዝ ብምግባር ክንፆም ይግባእ ክብል ቤት ፍርዲ ቃዲ ሸሪዓ ትግራይ ኣፍሊጡ።ናይ ሎሚ ዘበን ፆመ ረመዳን ኣብ ዕፅዋን ክባን ኮይና እንቅበሎ ዘለና እዩ ዝበሉ...
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝነብሩ ተወለድቲ ከተማ መቐለ ደቂ ቀበሌ 11 ን180 ፅጉማትን ኣረጋውያንን 450 ሽሕ ብር ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዲያስፖራ ትግራይ ነቲ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ፋሽሽታዊ ግፍዕን ዕፅዋን ማሕበረሰብ ዓለም ክፈልጦ ውፅኢታዊ ቃልሲ ይገብሮ ኣሎ፡፡ካብ’ዚ...
ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ቐረባ እዋን ስምምዕ ግዝያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ተኹሲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ዘይተገደበ ሰብአዊ ሓገዝ ከምዝኣቱ ምግላፁ ይዝከር ። ይኹን እምበር ኣብ ተግባራውነቱ ግና ዝኾነይኹን ሰብኣዊ ሓገዝ ብክልል ዓፋር ናብ ትግራይ ከይኣቱ ብተለኣኣኽቱ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣዶ...
ሓረስታይ ትግራይ ቀፃሊ ክራማት ደበና ስግኣት ኣንፀላልይዎ እዩ ዝፅበ ዘሎ፡፡ ኣብ ልዕሊኡ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ በሰልኡ ኣይሓወየን ኣሎ፡፡ ስድርኡ ግዳይ እቲ ቅሉዕ ወራር ኮይኖም እዮም፡፡ ኣባል ስርኡ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ብፋሽስት ሰራዊት ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ዝተደፈሮ ብዙሕ እዩ፡፡ ኣባል...
ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘድሃቡ ፅሓፋት ብምዝርጋሕ ዝፍለጥ መርበብ ሓበሬታ ደቬክስ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓት ድሕሪ እቲ ኣብ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ትግራይ ኣዲሂቡ ዝገበሮ ተጻብኦ ደው ናይ ምባል ውሳነ ክሳብ ሕዚ ኣብ ባይታ እዚ ዝበሃል ዝተቀየረ ኣቕርቦት...
ሰይጣን ከምስል የእዊ ሓሳዊ ከምስል ይፀዊ ከምዝባሃል ካብ #ኢትዮጵያ ሓሊፉ ዓለም ከምዘታለላን ኢትዮጵያ ብሓሶት መዋቅራዊ #መንግስቲ ክትልለ ዝገበረ ጉጅለ ፋሽስት #ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ትግራይ ዘጋጠሞ ኩለ መዳይ ዓፀቦ ክፈትሕ ኣለኒ ኢሉ እንትትዛረብ ግዝያዊ ተፃብኦ ደው ኣቢለ #ሰብኣዊ ሓገዝ ብመሬትን...