https://youtu.be/IZjnrQ5lfxc
ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት ኣብ ዓውዲ ማሕበራዊ ዝበፅሖ ዕንወትን ኪሳራን ዝድህስስ ሰነድ ዕላዊ ገይሩ'ሎ።
እቲ ሰነድ፥ ዓውዲ ዓውዲ ትምህርቲ ትግራንይ ኣብ ዘፈራት ማሕበራዊ ካብ ዝበፅሐ ዕንወት ዝዓበየ ብፅሒት ከምዝወስድ የመላኽት።
ከም ርካቦት እቲ መፅናዕቲ ኣብ ዘፈር ማሕበራዊ ካብ...
ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወት ኣጋጢሙ-ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ
ኣብ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ትግራይ ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ኣብ ዘፈር ማሕበራዊ ከምዝበፀሐ ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ኣረጋጊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን የማነ ዘርኣይ ሎሚ ንመራኸቢ ማዕኸናት...
https://youtu.be/ZGiPw73jV9w
https://youtu.be/6fbxxaxqtR0
https://youtu.be/OBKvFSH94Ng
https://youtube.com/live/JDuYcQRe8HE
ቻይናን ብምሕዝነት ደቡባዊ ምብራቕ ኤስያ ዝፍለጣ ሃገራትን ፅዕንቶ ንግዲ ኣሜሪካ ንምፅዋር ዘኽእለን ሓዱሽ ስምምዕ ናፃ ቀጠና ንግዲ ከም ዝተፈራረማ ሮይተርስ ፀብፂቡ፡፡
ኣብ ርእሰ ከተማ ማሌዥያ (ኳላላምፑር) ኣብ ዝተሳለጠ ዋዕላ ሃገራት ኤስያ ዝተፈረመ ስምምዕ ናፃ ቀጠና ንግዲ፥ ኣብ ዲጂታላዊ፣ ሓምለዋይ ቁጠባን...
ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ 30 ኪሎሜትሮ ርሕቐት ዝሸፈነ ጋንታ ክሮኖሜትር ደቂ ተባዕትዮ ትግራይ ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ ኦሮምያ ን ኣዲስ ኣበባን ድማ ሜዳልያ ብሩርን ነሓስን ተዓዊተን።
ብተመሳሳሊ ዉድድር ብደቂ ኣንስትዮ 20 ኪሎሜትሮ ድሚ ኦ ሮምያ ወርቂ ፣ ትግራይ ብሩር ፣ ኣዲስ...
ብሄራዊ መሪሕነታዊ ምምዕርራይ ምግባር ሓደ መንገዲ መዋፀኦ ትግራይ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ "ኣገብእ ንውሕስና ብሄር" ብዝብል ርእሲ መዋፅኦ ትግራይ ዝሓዘ ሰነድ ዕላዊ ገይሩ።እቲ ሰነድ ታሪኽ ትግራይ፣ ህልው ኩነታት ትግራይን መዋፀኦ ትግራይን ዝብሉ ሰለስተ ምዕራፋት ዝሓዘ በዓል 45 ገፅ...








