ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ተጎጋ ንዘህንፆ ፋብሪካ ስሚንቶ ህንፀቱ ንምጅማር ሎሚ 15 ሰነ 2015 ዓ/ም እምነ ሰረት ኣንቢሮም። ኣብቲ ኣብ መዓልቲ ሰማዕታት ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ሰረት ኣመራርሓ...
#ጎደና ተጋዳላይ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንካብ ዳግም ኣምሳል ክሳብ ዓዲ ሓውሲ (ብርሃን ባንክ) ዝወስድ መንገዲ #ጎደናተጋዳላይ ኣባይ ፀሃየካብ ዓዲ ሓውሲ መብራህቲ ትራፊክ ክሳብ ኣደባባይ ማርታ ዝወስድ መንገዲ#ጎደና ተጋዳላይ ኣባይ ነብሶካብ ኢሚግሬሽን ክሳብ ,ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ዝወስድ መንገዲ #ጎደና ተጋዳላይ ዘርኣይ ኣስገዶም...
ዓለም ለኸ ትካል ኣይ ካፕ ምስ በዓል መዚ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ፌዴሪኢ ብምትሕብባር ብ25 ነጥቢ 5 ሚልዮን ብር ብኲናት ንዝዓነዋ ትካላት ጥዕና ፀገም ዘቃሊሉ ናዉቲ ሕክምና ፣መሳርሕታት ላቦራቶርን ካልኦት ኣቑሑት ኣብያተ ፅሕፈትን ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣረኪቡ። ምክትል ዋና...
ምንባር እምነ ሰረት ፋብሪካ ስሚንቶ ቶጎጓ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ተጎጋ ንዘህንፆ ፋብሪካ ስሚንቶ ህንፀቱ ንምጅማር ሎሚ 15 ሰነ 2015 ዓ/ም እምነ ሰረት ኣንቢሮም። ኣብቲ ኣብ መዓልቲ ሰማዕታት ዝተሳለጠ...
"ሰማእታትና ዝተሰውእሉ ሓደራ ከንቱ ከምዘይተረፈ ዘርእይ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ" ፕሬዝዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ "እዚ ተረኺቡ ዘሎ ሃዋህው ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ሕዚ እውን ኣብ ሕሱም መከራን ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ዝርከቡ ዜጋታትና መሊኦም ሓራ ክወፁ፣ ኣብ ኩሉ መሬት ትግራይ...
ስያመ ጎደናታት ብሽም ስውኣት ብምኽንያት መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ዝተፈላለዩ ጎደናታት ከተማ መቐለ ብሽም ሰማእታት ተሰይሞም።ኣብቲ ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳርን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት...
"ሎሚ ንዝክሮ ዘለና ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ስውኣት ትማልን ሎምን ንምዝካር ጥራሕ ኣይኮነን ባህጊ ቐፃሊት ትግራይ እናሓሰብና ስውኣትና ዝሓደጉልና ሕድሪ ተቐቢልና ተግባራዊ ንምግባር ዳግም ቃልና እነሐድሰሉ ክቡር ዕለት እዩ" ኣቦ መንበር ህወሓት ዶ/ ር ደብረፅዮን ገ/ ሚካኤል ኣቦ መንበር ህወሓት ዶ/ር...
ዓፋር ፌዴራላዊ ዴምክራሲያዊ ፓርቲ (ኣፌዴፓ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ኣብቲ ክልል ምስ ዘለው ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባት ብሰላማዊ መንገዲ ንምዝታይ ከም ዝወሰነ ኣብ ዘሳለጦ ፈላማይ ምስረታ ጉባኤኡ ገሊፁ። እቲ ፓለቲካዊ ውድብ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ዓፋር ብዝብል ስያመ ንኽልተ ዓመት...
ስነ-ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕንበባ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሑቕፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ኣብቲ ዝኽርን ስነ-ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕንበባን ኣቦወንበር ዉድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ...
ምዉሳኽ ሞት ተመዛበልቲ ብሰንኪ ስእነት ምግቢ ብሰንኪ ምቁራፅ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ካብ ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ 22 ህይወቶም ከም ዝሓለፈ ተሓቢሩ። ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣትወሎምን ናብ መረበቶም ክምለሱን ዓሊሞም ንዓለም ድምፆም ንምስማዕ ሰልፊ ወፅዮም እኳ እንተነበሩ ዛጊድ መፍትሒ ብዘይምርካቦም...