ማሕበር ቀይሕ መስቀል ዓለም ናብ ትግራይ ብመካይን ሰብኣዊ ሓገዝ ከእትው ከምዘይከኣለ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኣወጀ ግዚያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ክሕግዝ ትፅቢት ተገይርሉ እኳ እንተነበረ ዛጊድ ግን ምምሕያሽ ከምዘይለ ንቢቢሲ ሓቢሩ፡፡ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና...
ኣቦይ ተስፍኡ ዘውደ ነባራይ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ጣብያ ፍረ ዳሽም እዮም፡፡ እዞም ወላዲ ወሊዶም ዝኸበዱ ዝዘመዱ በዓል ፀጋ ዕድመ እዮም፡፡ኣብ ጉዕዞ ህይወቶም ወግሐ ፀብሐ ተስፋን ዕቤትን ደቆም ይምነዩን ይርእዩን ነይሮም ፡፡ 28 ታሕሳስ 2013 ዓ/ም ግን ቤቶም ኣልቦ ግብርን...
ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ ከፃሪ ንዝሰርሕ ዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት በጀት ከይስልዐሉ ክትብል ዘቕረበቶ ሕቶ ተነፂጉ። መንግዝቲ ኢትዮጵያ ነቲ ብላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብእዊ መሰላት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ዝግበር ዘይሻራዊ መፅናዕቲ በጀት ክስልዐሉ ኣይግባእን ክብል ንዘቕረቦ ሓሳብ፣...
ሴናተራት ግዝኣት ጆርጅያ ኣሜሪካ፣ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ገበን ጀኖሳይድ ኣድሂቦም ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ብርክት ዝበሉ ሴናተራት እቲ ግዝኣት ፣ ተጋሩን ተወለድቲ ትግራይ ኣመሪካውያንን ዝተረኸቡሉ መግለፂ መደረ ዘስመዓ ሴናተር ጂም ጃክሰን፣ ህዝቢ ትግራይ ኩሎም...
ቤተ ክርስትያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ፋሽሽታዉያንን ወረርቲ ሓይልታትን ብልፍንቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፅምዎ ዘለዉ ጀኖሳይድ ብፍላይ ድማ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈፀመ ሰብ ምስ ህይወቱ ብሓዊ ምቅፃል ካብ ሰብኣዉን ሃይማኖታዉን ስርዓት ዝወፀ ከምዝኾነን እዙይ...
መበል 1443 ዓመተ ሂጅራ ፆመ ረመዳን ካብቶም ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተፈለየ ብዕፅዋን ክባን ይፅገሙ ንዘለው ወገናትና እኹል ምትሕግጋዝ ብምግባር ክንፆም ይግባእ ክብል ቤት ፍርዲ ቃዲ ሸሪዓ ትግራይ ኣፍሊጡ።ናይ ሎሚ ዘበን ፆመ ረመዳን ኣብ ዕፅዋን ክባን ኮይና እንቅበሎ ዘለና እዩ ዝበሉ...
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝነብሩ ተወለድቲ ከተማ መቐለ ደቂ ቀበሌ 11 ን180 ፅጉማትን ኣረጋውያንን 450 ሽሕ ብር ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዲያስፖራ ትግራይ ነቲ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ፋሽሽታዊ ግፍዕን ዕፅዋን ማሕበረሰብ ዓለም ክፈልጦ ውፅኢታዊ ቃልሲ ይገብሮ ኣሎ፡፡ካብ’ዚ...
ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ቐረባ እዋን ስምምዕ ግዝያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ተኹሲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ዘይተገደበ ሰብአዊ ሓገዝ ከምዝኣቱ ምግላፁ ይዝከር ። ይኹን እምበር ኣብ ተግባራውነቱ ግና ዝኾነይኹን ሰብኣዊ ሓገዝ ብክልል ዓፋር ናብ ትግራይ ከይኣቱ ብተለኣኣኽቱ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣዶ...