ፕሬዝደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ንሬጂናል ዳይሬክተር ትካል ምግቢ ዓለም (WFP) ማእኸላይን ምዕራብን ኣፍሪካ ክሪስ ኒኮይ ኣብ ቤት ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣብቲ ዘካየድዎ ዘተ ድማ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ተቛሪፁ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን ሳዕቤናቱን፣መንግስቲ ትግራይ ነቲ ዝተርኣየ ስርቅን ዘይእርኑብ ተግባርን...
ካብ 5000 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ክሳብ 700 ዓ/ም ዝነበረ ታሪኽ ጥንተ ስልጣነ ተጋሩ እተዘንቱ፤ ብመምህር ኣሸናፊ ገብረስላሴ ዝተፃሕፈት መፅሓፍ ''መባእ ትግራይ'' ሎሚ ዕለት 13 ሰነ 2015 ዓ/ም ብዕሊ ተመሪቓ። እቲ መፅሓፍ እቲ ሐዚ ዘሎ ወለዶ ጥንታዊ ታሪኽን ኣመፃፅኣን ትግራይ...
ወራሪ ስርዓት ኤርትራ ሰራዊቱ ወሪሩ ካብ ዝሓዞ መሬት ትግራይ ጠቕሊሉ ከውፅእን ንዝፈፀሞ ገበናት ድማ ተሓታቲ ክኸውንን ኣሜሪካ ኣተሓሳሲባ። ኣሜሪካ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 53 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱን...
ፖሎቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ትግራይ ብጀኖሳይዳውያን ሓይሊታት ግዳያት ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝኾና 120 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ንዝቐረበ ቃል ምስክርነት ኣድሚፆም። ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ቀርኒን ደቡብን ኣፍሪካ ማርቲን ፕላዉት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዘዉፅኦ ፅሑፍ ከምዘስፈርዎ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሱዳን ዑም...
ምቕፃል ቀረብ ሓገዝ ምግቢ ትካል ምግቢ ዓለም ትካል ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣቋሪፅዎ ዝፀንሐ ቀረብ ሓገዝ ምግቢ ካብ ወርሒ ሓምለ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።እቲ ትካል ተሓገዝቲ ብኸመይ ከምዝምልመሉ ልዑል ቑፅፅር ድሕሪ ምግባር ካብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ቀረብ ሓገዝ ምግቢ ዳግም ንምጅማር ምትላሙ...
ሰነድ ምውጋድ ዘረባ ፅልኣት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ናብ ሓደጋ ዝመርሕ ዘሎ ዘረባ ፅልኣት ንምክልኻል ዘኽእል መተግበሪ ትልሚ ተዳሊዩ ኣብ ኩለን ኣባላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንክትግበር ፀዲቑ፡፡ እቲ ትልሚ ድሕሪ ምስረታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እውን ተጠናኺሩ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ንምክልኻል ወሳኒ...
ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋእቲ ዘልኣለማዊ ክብሪ ተጋሩ ኾይኑ ዝቕፅል ዝዓነወት ትግራይ ኣብ ምህናፅ እንትንዓስል እዩ ኢሉ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ፡፡ ባህጊን ዕላማን ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ሰላምን ጥራሕ እዩ ዝበለ ተጋዳላይ ምግበይ ዝተጀመረ እማመ ሰላም ውሕስ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ብዘረጋግፅ መንገድ ሰላማዊ ቃልሲና...
ዋዕላ ምድሓን ዝዓነወ ቁጠባ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ምድሓን ቁጠባ ድሕረ ኲናት፣ዳግመ ህንፀት፣ ኢንቨስትመንትን ንግዳዊ ምንቅስቓስን ንውሑስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዋዕላ ብምትሕብባር ሚኒስትር ሰላም፣ትካል ዓለም ለኻዊ ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ፣ዓለም ለኸ ማእኸል ድጋፍ ዉልቀ ትካላትን ቤት ምኽሪ ዘፈር...
ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ዝርከብ ትካል ምግባረ ሰናይ እሞሆይ ፀጋ ግርማይ ብሰንኪ ምቁራፅ ሰብኣዊ ረድኤት ተፈናቐልቲ ናብቲ ትካል በዝሒ ይዉሕዙ ከምዘለዉን እዚ ድማ ካብ ዓቕሚ እቲ ትካል ንላዕሊ ብምኻኑ ተመዛበልቲ ኣብከቢድ ፀገም ከምዝርከቡ ኣፍሊጡ። ካብ 2013 ክሳብ 2014 ዓ.ም እቲ...
ዕማማት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝረጋገፅ ብተሳትፎ ህዝቢ ብምኳኑ ነብሲ ወከፍ ሕ/ሰብ ኣብ ዝተዋፈረሉ ዓውደ ሞያ ብተወፋይነትን ቅንዕናን ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ክረባረብ ይግባእ ኢሉ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኮሚከሽን ትግራይ።እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ዝገለፀ በብመዋእሉ ሃለዋትን ድሕንነትን ፣ ፍትሕን ርትዕን ፣...