ኣብ ፕሪቶርያ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ተፃብኦ ደው ምባል ብዘላቕነት ትሓታትነት ንምርግጋፅ ክስረሐሉ ኣንቶኒዮ ብሊንከን ፀዊዖም፡፡ ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ክበፅሕ ዝነበረ ተወሳኺ ፆታዊ ዓመፅ፣ ዕንወት መሰረተ ልምዓት፣ መቕዘፍቲ ሰላማዊያን ሰባትን ኣብ ምድሓን ፅቡቕ ዉሳነ ምዃኑ ዝገለፁ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ...
ኣብ ምዕባይ ምዕቃብን ቋንቋ ትግርኛ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ትኹረት ሂቦም ክሰርሕሉ ይግባእ ተባሂሉ፡፡ እዚ ዝተበሃለ ንልዕሊ ክልተ ዓመት  ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሐ ግፍዕን ጨፍጫፍን ዝሓዛ ክልተ ነፀላ መዝሙር  ኣብ ደብረ ገነት ቅድስቲ ኪዳነ ምህረት ቤተክርስትያን መቀለ ኣብ ዝተመረቃሉ...
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ጡረተኛታት መሰል ምርካብ ዓስቦም ንኣስታት ክልተ ዓመታት ተኸልኪሎም ብምህላዎም ዓርሶምን ስድርኦምን ንተደራረብቲ ፀገማት ተቓሊዖም ከምዘለዉ ገሊፆም፡፡ ብፍላይ ሕዱር ሕማም ዘለዎም ጡረተኛታት ስእነት መድሓኒት ተሓዊስዎ ንዝኸፍአ ፀገም ተሳጢሖም ከምዘለዉ መንግስቲ ፌደራል ተገንዚቡ ብህፁፅ መሰሎም ከኽብረሎም ፀዊዖም፡፡ ኣይተ ተንሳይ መሓሪ...
ምክትል ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናዳ ኣል ናሽፍ ኣብ ጀኔቫ ይካየድ ኣብዘሎ መበል 52 ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ተረኺበን ኣብዘቅረብኦ ፀብፃብ ብመሰረት ኣብ ደቡብ ኣፈሪካ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተኸተመ ስምምዕነት ሰላም ሰራዊት ኤርትራ ካብ ዝወረሮ መሬት...
ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፀገም ሕብረተሰብ ንምፍታሕ ብትኹረት ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ፡፡ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣብዘሳለጦ 4ይ ስራሕ ዘበን መበል 30 ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፀገም ሕብረተሰብ ምፍታሕ ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግባእ ዋኒን ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ እቲ ምምሕዳር ትልሚን ዝርዝር ኣፈፃፅማን ስራሕቲ ዝሓለፉ...
ብልዕሊ 152 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ግድብ ፅሩይ መስተ ማይ ገርሁስርናይ ሓዊሱ ትካላት መስተ ማይ ወረዳ እገላ ብኣራዊት ስራዊት ሻዕቢያ ምዕናወን ሲዒቡ ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዝርከቡ ነበርቲ ወረዳ እገላ ገሊፆም። ኣራዊት ሰራዊት ሻዕቢያ ነቲ ህዝቢ ብፃምእ ማይ ንምስቓይን ብመስኖ ዝለምዑ...
ኣብ ወረዳ እገላ ሰኣን ግልጋሎት ሕክምና ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓስ 2015 ዓ.ም ኣትሒዙ ዛጊድ ህይወት 30 ወገናት ከም ዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ እገላ ኣፍሊጡ። ጣብያ ጥዕና ገርሁ ስርናይ ብኣራዊት ሰራዊት ሻዕቢያ ሙሉእ ብሙሉእ ብምዕናዉ ሰኣን ግልጋሎት ሕክምና 10 ኣዴታትን...
ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ጉዳይ ትግራይ ---- ኢትዮጵያ ሓላፍነት ኮሚቴ መርማሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክቋረፅን፤ ገበን ተሓታትነት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ጥራይ ክምራሕን ዘቕረበቶ ሕቶ መደንገፂ ምዃኑ ዘዘኻኸረ ሓበራዊ ቅዋም 63 ዓለም ለኻዊያን ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰልን ሲቪክ ማሕበራትን፤ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት...
ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ቤተ ክርስትርያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ተረኺቡ ዘሎ ኣፋፍኖት ሰላም ኩሉ ብዕቱብ ክሕልዎ ፀዊዖም። ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ከተማ መቐለ ካቴድራል ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ሊቀ...
ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምጥያሽ ኣብ ከተማ መቐለ ኮንፈ ረንስ ይሳለጥ ኣሎ ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሰራዊት ትግራይ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝፈላለዩ ውደባታትን ክፋላት ሕብረተሰብን ተዓዲሞም ኣለው። ብምሰረት መርሀ ግብሪ እቲ ኮንፈረንስ ፈለማ ብኣካቢ ኣሰናዳኢት ኮሚቴ መኽፈቲ መደረ ምስቀረበ ነቲ ኮንፈረንስ ዝመርሑ ኣባላት...