ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ” ፕሬዝዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

0
"ሰማእታትና ዝተሰውእሉ ሓደራ ከንቱ ከምዘይተረፈ ዘርእይ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ" ፕሬዝዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ "እዚ ተረኺቡ ዘሎ ሃዋህው ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ሕዚ እውን...

ስያመ ጎደናታት ብሽም ስውኣት

0
ስያመ ጎደናታት ብሽም ስውኣት ብምኽንያት መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ዝተፈላለዩ ጎደናታት ከተማ መቐለ ብሽም ሰማእታት ተሰይሞም።ኣብቲ ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ...

“ሎሚ ንዝክሮ ዘለና ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ስውኣት ትማልን ሎምን ንምዝካር ጥራሕ...

0
"ሎሚ ንዝክሮ ዘለና ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ስውኣት ትማልን ሎምን ንምዝካር ጥራሕ ኣይኮነን ባህጊ ቐፃሊት ትግራይ እናሓሰብና ስውኣትና ዝሓደጉልና ሕድሪ ተቐቢልና ተግባራዊ ንምግባር ዳግም ቃልና...

ዓፋር ፌዴራላዊ ዴምክራሲያዊ ፓርቲ (ኣፌዴፓ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ...

0
ዓፋር ፌዴራላዊ ዴምክራሲያዊ ፓርቲ (ኣፌዴፓ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ኣብቲ ክልል ምስ ዘለው ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባት ብሰላማዊ መንገዲ ንምዝታይ ከም ዝወሰነ ኣብ...

ስነ-ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕንበባ

0
ስነ-ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕንበባ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሑቕፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።...

ምዉሳኽ ሞት ተመዛበልቲ ብሰንኪ ስእነት ምግቢ

0
ምዉሳኽ ሞት ተመዛበልቲ ብሰንኪ ስእነት ምግቢ ብሰንኪ ምቁራፅ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ካብ ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ 22 ህይወቶም ከም ዝሓለፈ ተሓቢሩ። ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ...

ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ነበር ዓቀብቲ ሰላም

0
ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ነበር ዓቀብቲ ሰላም ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ነበር ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጽያ ዝኾኑ ተጋሩ ዓቀብቲ ሰላም ኣብ መዕቀቢ ስደተኛታት ንኸቢድ ማሕበራዊ ፀገማት ከምዝተሳጥሑ...

ነበርቲ ከተማ መኾኒ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ወፍሪ ፅሬት፣ ምይይጥ፣...

0
ነበርቲ ከተማ መኾኒ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ወፍሪ ፅሬት፣ ምይይጥ፣ ምዉላዕ ጥዋፍን ብምክያድ ዘኪሮም። ናይ ትማልን ሎምን ስዉኣትና ንምዝካር ሰነ 15 ኣይንፅበን፣ኩሉ ግዜ ሰማእታትና...

ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ

0
ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ነበርቲ ከተማ መቐለ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ምኽንያት ብምግባር ንሰማእታትና ጥዋፍ ብምብራህ ዘኪሮም።ኣብቲ ኣብ ውሽጢ ግቢ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ...

መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣመልኪቱ ዝተውሃበ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

0
ንመስርሕ ሰላም ዓቲርና ሕውየትን ፍትሕን ንምርግጋፅ ብፅንዓት ክንቃለስ ኢና!!ልዕሊ ኩሉን ቅድሚ ኩሉን ንስድራ ስውኣትና፣ ኣብ ውሽጢ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃእን ንዝርከብ መላእ ህዝቢ ትግራይን...