DON'T MISS
ደብዳብ ድሮን ኣብ ከተማ መቐለ
ጉጅለ ፋሽስት ኣብይን ወልቀመላኺ ኤሳያስን ኣብ ከተማ መቐለ ሰንበት 13 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ፍርቂ ለይቲ ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ሓደ ሰለማዊ ሰብ ቆሲሎ፡፡
ድርቂ መሬት ራያ
ሓረስቶት ወረዳ ራያ ጨርጨር ብሰንኪ ድርቂ ንኸቢድ ሓደጋ ጥሜት ከምዝተቓልዑ ገሊፆም፡፡
ሓረስታይ ማረ ኩርፋይ ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ጣብያ ሓደ ኣልጋ ነባር እንትኾኑ ኽልተ ሄክታር...
GADGET WORLD
TRAVEL GUIDES
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሕማም ኒሞኒያ ቍፅሪ ዝሞቱ ህፃናት ይውስኽ ኣሎ፡፡
መቐለ፥ 14 ታሕሳስ 2017 (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ሕማም ኒሞኒያ ብደረጃ ዓለም ካብቶም ቀተልቲ ዝበሃሉ 10 ሕማማት ሓደ እዩ፡፡ ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ ብ2019 ኣቆፃፅራ ጎርጎርዮሳዊያን ኣብ ዘውፅኦ...
LATEST REVIEWS
FASHION AND TRENDS
ወፍሪ ልምዓት ድንሽን ሽኮር ድንሽን “Potato Revolution” ወያነ ድንሽ
ሃገራት ህዝበን ዝገጥሞ ሕፅረት ምግቢ ንምቅላል ብስፍሓት ዳንሽ ኣልሚዕኻ ምጥቃም ከም መፍትሒ ወሲደን ውፅኢታውን ህዝብን ካብ ፅንተተ ከድሕና ምክኣለን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት እናተገለፀ መፂኡ...












































