ምድራዊ ሲኦልን ሰብኣዊ ሓልዮትን
ኣብ ሓደ ፀሓይ ዝነገሰላ ከተማ ሽኸት (ኣብዓላ) ሪፓርታዥ ጋዜጣ ወይን ኣብ ከተማ ሽኸት/ ኣብዓላ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ካብ 10 ክሳብ 12 ታሕሳስ 2014 ዓ/ም ዝተፈፀመ ፋሽሽታዊ ትግራዋይ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ግዳይ ምፅናትን ዘይዛረየ መከራን ንምግባር ዝዓለመ ከምዝነበረ ግዳያት ገሊፆም። ከውሊ እቶም ግዳያት ዝኾኑ ተወለድቲ ዓፋር ብግዲኦም፣ እዚ ፍፃመ ኣብ መንጎ ህዝብታት ዓፋርን ትግራይን ደምነት ንምትካል ዝተወጠነ ሽርሒ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።ግዳያት...
ብሕፅረት ነዳዲ ማሕበራውን ቁጠባዊን ቁልዉላዉ ኣብ ትግራይ
ቅድሚ ወራር ወርሓዊ 12 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ ትጥቀም ዝነበረት ትግራይ ሕዚ ግና ብሰብኪ ዕፅዋ ፀላእቲ ነዳዲ ብዘይምርካባ ሕብረተሰብ ንማሕበረ ቁጠባዊ ቁልዉላዉ ተሳጢሑ ምህላዉ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ትግራይ ኣፍሊጡ።ትግራይ ካብ 203 ዓ/ም ጀሚራ ክሳብ ሕዚ ዝረከበቶ ነዳዲ ከምዘየለ ግዝያዊ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድድን ኢንዳስትርን ትግራይ ኣይተ ሃይላይ ኣረጋዊ ገሊፆም። ገለ ነበርቲ ከተማ መቐለ ብወገኖም ኣብ ትግራይ ነዳዲ...
ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ መስተንክራዊ ስርሕቲታት ንዝፍፅማ ዘለዋ ዋዕሮታት ትግራይ ኣመስጊኖም
ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር #ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ተፈጥራዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ተፃዊረን መስተንክራዊ ስርሒታት ንዝፍፅማ ዘለዋ ዋዕሮታት ትግራይ ሕዚ እውን ዓወት ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ ዝረጋገፅ ቃልሰን ከሕይላ ፀዊዖም፡፡ኣብ ከተማ #መቐለ ንልዕሊ ክልተ መዓልቲ ክካየድ ዝፀነሐ መድረኽ ምኽክር ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ትግራይ መዕፀዊ ኣብ ዝነበረ መድረኽ ዝተረኸቡ #ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፣ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብሓይሊ ጨፍሊቆም ምስ...