ሓድጊ ምጥፋእ መንነት ህዝቢ ምጥፋእ እዩ_ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ

ሓድጊ ምጥፋእ መንነት ህዝቢ ምጥፋእ ስለ ዝኾነ ኣብ ዕቀባን ፅገናን ሓድግታት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምውዳድ ከምዝሰርሕ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ። መቐለ ፥ ግንቦት 19/2017...