ኣብ #እስራኤል ዝርከቡ #ዳያስፖራ ትግራይን ግዱሳት ኤርትራውያን ንልዕሊ 600 ዝተፀገሙ መራሕቲ ስድራ ትግራይ ሓገዘ...
ብሰንኪ ፋሽሽታውያን ወረርቲ ኣብ ሙሉእ ዕፅዋ ዝርከብ ህዝቢ #ትግራይ ንምድሓን ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ተወለድቲ ከተማ ዛላምበሳ፡ ወረዳ ጉለመኸዳን ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራትን...
“ኣብቲ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ‘መሰል ርእሰ ውሳነና’ ናብ ድርድር ክቐርብ ፍፁም ኣይንፈቅድን!
"ኣብቲ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት 'መሰል ርእሰ ውሳነና' ናብ ድርድር ክቐርብ ፍፁም ኣይንፈቅድን!ስለዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ብቓልሱ ብዘረጋገፆ መሰል ተጠቒሙ ብሪፈረንደሙ ኣቢሉ መፃኢ ዕድሉ ክውስን'ዩ፣...
ግዳይ ምምዝባል ዝኾነት ምርኣይ ዝተሰኣና መምህር
ብሰንኪ ፋሽስታውያን ወረርቲ ንከቢድ ዓፀቦ ከምዝተሳጥሐት ካብ ወረዳ ወልቃይት ተመዛቢላ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተዓቆበት ምርኣይ ዝተሰኣና መምህር መሓሪት ገ/ሂወት ገሊፃ፡፡ምርኣይ ዝተሰኣና ተመዛባሊት #መምህር መሓሪት...
ጨካናት ወረርቲ ኣሮግቶትን ደቂ 10 ዓመትን ከይተረፈ ደፊሮምን ማሕፅነን ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ጌሮምዎ ኢዮም...
ፋሽስታውያን ወረርቲ ዘርኢ ትግራዋይ ንክፀንት ፆታዊ ዓመፅ ከምሓደ መሳርሒ ኩናት ብምጥቃም ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ከቢድ ግፍዒ ኣብፂሖም እዮም፡፡ኣብ መሬት ትግራይ ዘይተነገረ እምበር...
ብክባን ዕፅዋን ፋሽስታውያን ንከቢድ ዓፀቦ ዝተቃልዑ ነበርቲ ጉለምኸዳ
ወይዘሮ ለተሚካኤል ግደይ ትበሃል ኣብ ወረዳ ጉለመኸዳ ከተማ ፋፂ ትነብር ኣዶ ሰለሰተ ቆልዑ እያ፡፡ እዛ ኣዶ ኣብ ስራሕ መንግስቲ ተቆፂራ ወርሓዊ መሃያ እናተቐበለት ምዕሩይ...
ዘይብተኽ ታርኻዊ ምትእስሳር ህዝቢታት ትግራይን ዓፋርን
ህዝቢታት #ትግራይን #ዓፋርን ብዝኾነ ይኹን ሓይሊ ዘይብተኽ ታርኻዊ ምትእስሳር ዘለዎ ስጡም ምሕዝነት ከምዘኮነ ተወከልቲ ክልትኦም ህዝቢታት ኣብ ዘካየድዎ መድረኽ ዘተ ሓቢሮም፡፡ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ራያ...