ምጥንኻር ሓድነት ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን
ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ቐረባ እዋን ስምምዕ ግዝያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ተኹሲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ዘይተገደበ ሰብአዊ ሓገዝ ከምዝኣቱ ምግላፁ ይዝከር ። ይኹን እምበር...
ስግኣትን ተስፋን ሓረስታይ ትግራይ
ሓረስታይ ትግራይ ቀፃሊ ክራማት ደበና ስግኣት ኣንፀላልይዎ እዩ ዝፅበ ዘሎ፡፡ ኣብ ልዕሊኡ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ በሰልኡ ኣይሓወየን ኣሎ፡፡ ስድርኡ ግዳይ እቲ ቅሉዕ ወራር ኮይኖም...
ድሕሪ እቲ ሰሙን ዘቑፀረ ምርድዳእ ተፃብኦ ደው ምባል ሕዚ እውን ትካላት ገበርቲ ሰናይ ናብ...
ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘድሃቡ ፅሓፋት ብምዝርጋሕ ዝፍለጥ መርበብ ሓበሬታ ደቬክስ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓት ድሕሪ እቲ ኣብ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ትግራይ...
ሰይጣን ከምስል የእዊ…
ሰይጣን ከምስል የእዊ ሓሳዊ ከምስል ይፀዊ ከምዝባሃል ካብ #ኢትዮጵያ ሓሊፉ ዓለም ከምዘታለላን ኢትዮጵያ ብሓሶት መዋቅራዊ #መንግስቲ ክትልለ ዝገበረ ጉጅለ ፋሽስት #ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ትግራይ...