ዳግመ ህንፀት ሳባ ኢትዮ-ፒክ ሪዞርት
ብሓይልታት ፅንተት ዝዓነወ ሳባ ኢትዮ ፒክ ሪዞርት ዳግም ንምህናፅ ክንረባረብ ኢና፦በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣዘዞም ኣየለ ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ጣብያ ፍረወይኒ ኣብ እግሪ እቶም ኢድ...
ካብ ሰነ 14 /2015 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክለታ...
ካብ ሰነ 14/2015 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክለታ ኢትዬጵያ ሎሚ ሰንበት ተዛዚሙ።
ሎማዓንቲ ሰንበት ኣብ ዝተሳለጠ 120 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት...
ብሰንኪ ሕፅረት ናውቲ ትምህርቲ ልዕሊ 5 ሽሕ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከም ዘይኣተው ቤት...
ተምሃሪት 4ይ ክፍሊ ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መንጂ ዝኾነት ኣብረሀት ገብረሚካኤል ሐዚ 7ይ ክፍሊ ክትማሃር ዝግባኣ እኳ እንተነበረ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተኣወጀ ጆኖሳይዳዊ...
ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ተቛሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ድሕሪ...
ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳዊ ኲናትን ለበዳ ሕማም ኮሮናን ተቛሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ድሕሪ ሰለስተ ዓመት...
ኤጀንሲ ምልማዕ ንግድን ሰደድን ትግራይ ምስ ኣመራርሓ ዝ/ያ ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት፣ ዞባታትን ወረዳታትን ክረምታዊ...
ዘሎናዮ እዋን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደ ረቢቡ ሃለዋቱን ረብሕኡን ዘረጋግጸሉ እዩ ዝበሉ ሓላፊ ኤጀንሲ ምልማዕ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣይተ ገ/መስቀል ታረቀ ብሰንኪ ጸላእቲ ህዝቢ...
ካብ ሰነ 14 /2015 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክለታ...
ሎማዓንቲ ሰንበት ኣብ ዝተሳለጠ 120 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ዝሸፈና ናይ ደቂ ተባዕትዬ ውድድር ብዛየሁ ተስፋኡ ተዓዊቱ ፅጋቡ ገ/ማርያምን ሙሉ ክንፈን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ሒዞም።...
ፃውዒት ቤተ ጳጳስ ካቶሊካዊ ዓዲግራት ኣብ ምቕፃል ሰብኣዊ ሓገዝ
ፃውዒት ቤተ ጳጳስ ካቶሊካዊ ዓዲግራት ኣብ ምቕፃል ሰብኣዊ ሓገዝ
ኣብ ትግራይ ኢሉውን ካልኦት ከባብታት እዛ ሃገር ምኽንያት ሞት ኮይኑ ዘሎ ምቁራፅ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ከብቅዕ...
“ዲፕሎማት ኣሜሪካ ብሓይልታት ፅንተት ኣብ ዝተወረረ መሬት ትግራይ ምብፃሕ ምግባሮም ተቀባልነት የብሉን።” ፕረዚደንት ግዝያዊ...
ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓይልታት ፅንተት ብሓይሊ ኣብ ዝሓዝዎ መሬት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘካየድዎ ምብፅሕ ነቲ ከይዲ ሰላም ዝኾልፍን፣ ሉኣላዊ ግዝኣት ትግራይ ንዋጋ ዕዳጋ ዘቕርብን...
እታዎታት ሕርሻ ሕዚ እውን ዝዓበየ ጠለብ ሓረስታይ ትግራይ ኮይኑ ይቕፅል ኣሎ።
እታዎታት ሕርሻ ሕዚ እውን ዝዓበየ ጠለብ ሓረስታይ ትግራይ ኮይኑ ይቕፅል ኣሎ።
ካብ ፀላኢ ነፃ ኣብ ዝኾና ወረዳታት ዝርከቡ ሓረስቶት ዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ ክልል ኦሮምያ፣...
ብሓይልታት ፅንተት ኣብ ተጎጓ ይኹን ኣብ ካልኦት ከባብታት ትግራይ ብግፍዒ ዝተጨፍጨፈ ህዝብናን ምእንተ ትግራይ...
ብሓይልታት ፅንተት ኣብ ተጎጓ ይኹን ኣብ ካልኦት ከባብታት ትግራይ ብግፍዒ ዝተጨፍጨፈ ህዝብናን ምእንተ ትግራይ ዝተኸፈለ መስዋእትን ከቢድ ስለዝኾነ ነዚኦም ንምዝካርን ካሕሳ ስውኣትና ንምድባስን ስሉጥ...