ብሽም ስውኣት ዝተሰየሙ ጎደናታት ከተማ መቐለ

0
#ጎደና ተጋዳላይ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንካብ ዳግም ኣምሳል ክሳብ ዓዲ ሓውሲ (ብርሃን ባንክ) ዝወስድ መንገዲ #ጎደናተጋዳላይ ኣባይ ፀሃየካብ ዓዲ ሓውሲ መብራህቲ ትራፊክ ክሳብ ኣደባባይ ማርታ ዝወስድ...

ሓገዝ ናዉቲ ሕክምናን ላቦራቶርን ንትካላት ጥዕና ትግራይ

0
ዓለም ለኸ ትካል ኣይ ካፕ ምስ በዓል መዚ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ፌዴሪኢ ብምትሕብባር ብ25 ነጥቢ 5 ሚልዮን ብር ብኲናት ንዝዓነዋ ትካላት ጥዕና ፀገም ዘቃሊሉ...

ምንባር እምነ ሰረት ፋብሪካ ስሚንቶ ቶጎጓ

0
ምንባር እምነ ሰረት ፋብሪካ ስሚንቶ ቶጎጓ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ተጎጋ ንዘህንፆ ፋብሪካ ስሚንቶ...

ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ” ፕሬዝዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

0
"ሰማእታትና ዝተሰውእሉ ሓደራ ከንቱ ከምዘይተረፈ ዘርእይ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ" ፕሬዝዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ "እዚ ተረኺቡ ዘሎ ሃዋህው ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ሕዚ እውን...

ስያመ ጎደናታት ብሽም ስውኣት

0
ስያመ ጎደናታት ብሽም ስውኣት ብምኽንያት መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ዝተፈላለዩ ጎደናታት ከተማ መቐለ ብሽም ሰማእታት ተሰይሞም።ኣብቲ ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ...

“ሎሚ ንዝክሮ ዘለና ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ስውኣት ትማልን ሎምን ንምዝካር ጥራሕ ኣይኮነን ባህጊ ቐፃሊት...

0
"ሎሚ ንዝክሮ ዘለና ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ስውኣት ትማልን ሎምን ንምዝካር ጥራሕ ኣይኮነን ባህጊ ቐፃሊት ትግራይ እናሓሰብና ስውኣትና ዝሓደጉልና ሕድሪ ተቐቢልና ተግባራዊ ንምግባር ዳግም ቃልና...

ዓፋር ፌዴራላዊ ዴምክራሲያዊ ፓርቲ (ኣፌዴፓ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ኣብቲ ክልል ምስ...

0
ዓፋር ፌዴራላዊ ዴምክራሲያዊ ፓርቲ (ኣፌዴፓ)ኣብ ክልል ዓፋር ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ኣብቲ ክልል ምስ ዘለው ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባት ብሰላማዊ መንገዲ ንምዝታይ ከም ዝወሰነ ኣብ...

ስነ-ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕንበባ

0
ስነ-ስርዓት ምንባር ሑቕፊ ዕንበባ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሑቕፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።...

ምዉሳኽ ሞት ተመዛበልቲ ብሰንኪ ስእነት ምግቢ

0
ምዉሳኽ ሞት ተመዛበልቲ ብሰንኪ ስእነት ምግቢ ብሰንኪ ምቁራፅ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ካብ ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ 22 ህይወቶም ከም ዝሓለፈ ተሓቢሩ። ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ...

ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ነበር ዓቀብቲ ሰላም

0
ማሕበራዊ ቅልዉላዉ ነበር ዓቀብቲ ሰላም ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ነበር ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጽያ ዝኾኑ ተጋሩ ዓቀብቲ ሰላም ኣብ መዕቀቢ ስደተኛታት ንኸቢድ ማሕበራዊ ፀገማት ከምዝተሳጥሑ...