ደገፍ ጃፖን ንህንፀት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ

0
ጃፓን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዉ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ዘኽእል ደገፍ 8 ነጥቢ 1 ሚልየን ዶላር ገይራ። ጃፓን ኣብ ትግራይን ካልኦት ኲናት ዝተኻየደሉ ከባቢታት ኣምሓራን...

ወራር ሓሰኻ ባርኖስ ኣሜሪካ ኣብ ቆላ ተምቤን

0
ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ 8 ጣብያታት ብበዝሒ ኣብ 16 ጣብያታት ድማ ብክፋል ሓሰኻ ባርኖስ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ጉድኣት የብፅሕ ከም ዘሎ ቤት ፅሕፈት...

ስርሑ ጠጠው ኣቢሉ ዝፀንሐ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ...

0
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ዝተኻየደ ወራርን ጀኖሳይዳዊ ኲናትን ምኽንያት ስራሕ ጠጠው ኣቢሉ ዝነበረ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ስርሑ ንምጅማር ክውገኑ ዝፀንሑ ስራሕቲ ተዛዚሞም ኣብ...

ኣባላት ፓርላማ እንግሊዝ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት ዝምርምር ኮሚቴ ኣጣይሾም – መፅሄት ፎርብስ፡፡

0
ኣባላት ፓርላማ እንግሊዝ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት ዝምርምር ኮሚቴ ኣጣይሾም፡፡ እቶም ኣባላት ፓርላማ ዘጣይሽዎ መርማሪ ኮሚቴ ፤ ውፅኢት ምርመርኡ ንመንግስቲ እንግሊዝ ዘቕርብ ኮይኑ፤ ኣብ...

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ዩኒየን ጮምዓ...

0
ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ዩኒየን ጮምዓ መቐለ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ብፕሬዝደንት...

ምፅፋፍ ምሕደራ መሬት መቐለ

0
ምፅፋፍ ምሕደራ መሬት መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ልዕሊ 120 ሽሕ ጉዳያት መሬት ኣብ ምጽፋፍ ከምዝርከቡ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ ገሊፆም። ኣብ ልዕሊ...

መፍረያይነት ዞባ ማእኸል

0
ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ሎሚ ዘበን ልዕሊ 197 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዘራእቲ ንምሽፋን ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ይግበር ከምዘሎን ዛጊድ እውን ኣስታት 44 ሽሕ ሄክታር መሬት...

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ብር ሓገዝ...

0
ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ብር ሓገዝ ሂቡ። ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ...

መደብ መጥባሕቲ ሓበላ ዓይኒ

0
ኮምፕረሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ምስ ሄማልያን ካታራክት ፕሮጀክት ብምትሕብባር ካብ 24 ክሳብ 29 ሰነ 2015 ዓ/ም ን800 ተሓከምቲ መጥባሕቲ ሓበላ ዓይኒ ከምዘካይድ...

ውፅኢታውነት ኬሚካል ፀረ-ሓሰኻ በለስ

0
ውፅኢት ፈተነ ሓዱሽ ምህዞ ፀረ ባልዕ ኩችንያ ወይ እውን ሕማም በለስ ንምዕዛብ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ቁሸት ህድሞ ዑደት ተሳሊጡ፡፡ እቲ ዑደት በቢብርኩ ዝርከቡ ሰብ...