ኣቦ ወንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ...

0
ኣቦ ወንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስቴቭን ኣውየር ዘትዮም። ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን...

ስእነት ናውቲ ሕክምናን መድሓኒትን መባእታዊ ሆስፒታል ዕዳጋ ዓርቢ

0
ብሰንኪ ስእነት መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ሞት የጋጥም ከምዘሎ መባእታዊ ሆስፒታል ዕዳጋ ዓርቢ ኣፍሊጡ፡፡ ገነት የማነን ሻሹ ተኽለብርሃንን ኣብ መበእታዊ ሆስፒታል ዕዳጋ ዓርቢ ግልጋሎት ወሊድ...

ዘይተተግበረ ድጎማ ነዳዲ ትግራይ

0
ናህሪ ዋጋ ታሪፍ ከቃልል እዩ ተባሂሉ ተስፋ ዝተነበረሉ ድጎማ ነዳዲ ዛጊድ ናብ ተግባር ብዘይምእታው ኣብ ዋጋ ታሪፍ መጓዓዝያ ለውጢ ከምዘየለ ነበርቲን ኣሽከርከርቲን ከተማ መቐለ...

ኣብ ትግራይ 2.4 ሚልዮን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምኽታት ትልሚ ተታሒዙ ዛጊድ ልዕሊ ፍርቂ...

0
ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ ካብ ዝጅመር 45 መዓልቲታ ኣቑፂሩ ዘሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ትግራይን ዛጊድ ዝተፈፀሙ ዕማማትን ኣድሂቦም ንማዕኸናት መራኸብቲ ሓፋሽ...

ብልዕሊ 47 ሚልዮን ቕርሺ ምገባ ተምሃሮ ከም ዝተጀመረ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ።

0
ድሕሪ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጄኖሳዪዳዊ ኲናት ተምሃሮ ትግራይ ትምህርቲ ከምዝጀመሩ ይፍለጥ።ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓፀባ ኣብ ልዕሊ ምጥሓሉ ርዳእታ ምስተቛረፀ ድማ ዝበኣሰ ፅንተት ኰይንዎ ኣሎ።...

ዘተ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን

0
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቲቨን ኣውየር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ክልላዊ፣ሃገራውን ዞባውን ጉዳያት ከም ዝዘተዩ ሓቢሮም። ብፍላይ...

0
ዩኒቨርሲቲ ራያ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ተቛሪፁ ዝፀነሐ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል ካብ 6 ሰነ 2015 ዓ/ጀሚሩ ተምሃሮ ምቕባል ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። ፕሬዝደንት...

መዓልቲ ህፃናት

0
ህፃናት ትግራይ መዓልቲ ህፃናት ኣብ ፍቖዶ መዕቖቢ ማእኸላት ኣብ ከቢድ ፀገም ኮይኖም የሕልፍዎ ከምዘለው ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሚ/ጀነራል...

ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘትዮም።

0
መንግስቲ ጃፓን ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ዝዓነዋ ትካላት ትምህርቲ ትግራይ ንምፅጋንን ኣድላይ ዘበለ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣትያ። ዳይሪክተር ትካል ዩኒሴፍ ኣብ ኢ/ያ ሓዊሱ ኣምባሳደራት ኖርዌይ፣...

ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ

0
ኣባላት ማሕበር ተወለድቲ ክልተ ኣውላዕሎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ከተማ ውቕሮን ከባቢኣን ንዝርከባ 5 ወረዳታት ንዝመሃሩ ተምሃሮ ብልዕሊ 600 ሽሕ ቅርሺ ዝግመት ወፃኢ...