ለበዳ ሕማም ዓሶ-

0
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ብሰንኪ ስእነት ናውቲ መከላኸሊን ቐረብ መድሓኒትን ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ዝለዓለ ብርኪ ለበዳ በፂሑ ከም ዘሎን ዛጊድ ሽፋን እቲ ለበዳ...

ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ

0
ግዱሳት ድያስፖራ ደቂ ኣንስትዮ ሕብረት ወንጌላውያን ኣብ ወረዳ ሰየምቲ ጣብያ ዓዲ ክልተ ንዝርከቡ ተምህሮ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ገይረን ፡፡ እተን ኣብ ኣሜርካ፣ካናዳ፣ ኣውሮፓን...

ደግሲን ስግኣትን ኲናት ሱዳን

0
ን24 ሰዓታት ደው ኢሉ ዝነበረ ኲናት ሱዳን ዳግም ምውልዑ ስግኣት ፈጢሩ ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ብሞንጎኝነት ሱዕዲ ዓረብን ኣሜሪካን ን24 ሰዓታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ኲናት ሱዳን...

ወፈሪ ተኸላ ፈልሲ 2015/16 ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ

0
ክረምታዊ ተኸላ ፈልሲ እዚ ዓመት ብደረጃ ክልል ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ሩባ ፈለግ ኣመራርሓ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ ኣመራርሓ ዞባ...

“ይትረፍዶ ትምህርቲ ክንመሃር ዝብላዕ እውን ኣይረኸብናን”ተመዛበልቲ ህፃናት፡፡

0
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኣዕቊቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ህፃናት ትምህርቲ ዝረኽብሉ ዕድል ከምዘይረኸቡን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ከምዝርቡን ገሊፆም፡፡ህፃናት ካፒታል ጎይተኦም፣ ፍቓዱ ግርማይን ኣኽበረት ገ/ሂወትን...

ጉጅለ ልኡኽ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ባህርዳር ኣትዩ

0
ብፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳ ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ በህርዳር ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ ባህር ዳር...

ስነ-ስርዓት ርኽክብ ሓገዝ

0
ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ ዝዓነዉ ትካላት ትግራይ ዳግም ተሃኒፆም ናብ ስራም ክኣትዩ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝከኣሎ ሓገዝ ከም ዝገበር ብዝኣተዎ ቃል...

ድሕሪ 3 ዓመት ስርሑ ዝጀመረ ወደብን ተርሚናልን መቐለ

0
ንልዕሊ 3 ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ግልጋሎት ወደብን ተርሚናልን ጨንፈር መቐለ ካብ ጅቡቲ ብቐጥታ ናብ መቐለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ንፈለማ እዋን 02 ሰነ 2015...

ሓደጋ ዝናብ ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፃፅ

0
ኣብ ወረዳ ኣስገደ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፃፅ ብዕለት 2 ሰነ 2015 ብዝዘነበ ህቦብላ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ኣባይትን ተመዛበልቲ ከቢድ ጉድኣት ከም...

ሓደጋ ዝናብ ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፃፅ

0
ኣብ ወረዳ ኣስገደ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፃፅ ብዕለት 2 ሰነ 2015 ብዝዘነበ ህቦብላ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ኣባይትን ተመዛበልቲ ከቢድ ጉድኣት ከም...