ስራሕቲ ምርምር ዩንቨርስቲ ኣክሱም
ዩንቨርስቲ ኣክሱም #ገድሊ ምርምርን ምዕባለን ንውሕሰት #ትግራይ ዝብል ኣወዳድባ ብምጥያሽ ኣብ ከባቢ ብቐሊሉ ዝርከቡ ናውትን ሃፍትን ብምጥቃም ፀገም ማሕበረሰብ ንምፍታሕ ይነጥፍ ከምዘሎ ምክትል ፕረዚደንት...
ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ልዕሊ 12 ሽሕ ወገናት ኣብ ኣፍ ሞት ይርከቡ
ኣብታ ከተማ ዓዲ ጉዶም ልዕሊ 12 ሽሕ ወገናት ንከቢድ #ዓፀቦ ተቓልዖም ንሓደጋ #ሞት ተሳጢሖም ከምዝርከቡ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ ፡፡ጉጅለ #ፋሽስታውያን ባንኪ ፣ ስልኪ...
መንግስቲ ትግራይ ጊዝያዊ ተፃብኦ ደው ምባል /Cessation of Hostilities/ ወሲኑ።
ህዝብን መንግስትን ትግራይ ካብ ቀደሙ ኣብሰላም ዘለዎ መርገፂ ግልፂ እዩ። ፖለቲካዊ ፀገማት ብሰላም ክፍትሑ ከምዘለዉ እውን ካብ ጒሓቱ ብዘየላጢ ኣግባብ ንፈታዊን ፀላኢን ዕላዊ ገይሮም...