ኮሚቴ ቁፅፅርን ክትትልን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፀሐ ውዕሊ ሰላም ሙሉእ ንሙሉእ ክሳብ ዝትግበር...

0
ንስምምዕነት ውዕሊ ፕሪቶርያ ስዒቡ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ዉዕሊ ክከታተል ዕማም ዝተዉሃቦ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ቁፅፅር፣ክትትልን ምርግጋፅን እቲ ሕብረት ዕማሙ ክናዋሕ ከም ዝተገብረ ኤምባሲ...

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳሰላሴ ብዝዘነበ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ቦታታት ከቢድ ጉድኣት ከምዘውረደ...

0
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 18 ማእኸላት መዕቖቢ ዝርከቡ ኮይኖም ኣብተን ማእኸላት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተመዛበልቲ ከምዘለዉ ይፍለጥ።ካብዞም ተመዛበልቲ ብሰንኪ እቲ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ክልተ ሰለስተ...

ሞት ህፃናት ትግራይ

0
ብሰንኪ ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ኣብ ትግራይ ቑፅሪ ዝሞቱ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ብዝለዓለ መጠን ይዉስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ።ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ቐፅሪ...

ኣባላት ማሕበር ጡሮተኛታት ከተማ መቐለ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ዘይተኸፈሎም ኣበል ጥሮታ ክኽፈሎም ዝፅውዕ ሰለማዊ...

0
ኣባላት እታ ማሕበር ከም ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ በደል ኣብ ልዕሌና እውን በፂሑ እዩ ድሕሪ ምባል፣ ድሕሪ እቲ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ ስምምዕ...

ኣብ ኢድ ወረርቲ ሓይልታት ዝርከቡ ሕገ-መንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ ኣብ ሓፂር ግዜ ናብ ኢድ ምምሕዳር...

0
ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ነዚ ዝሓበሩ ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ብምትሕብባር ቴሌቪዥን ትግራይን ትካል SUCCESSን ኣብ...

ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልብ ስቓይ ተመዛበልቲ ትግራይ

0
ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይን ከተማ ባድመን ተመዛብሎም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኣዕቕቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ክረኽቡ ብዘይምኽኣሎም ኣብ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከምዝወደቑ...

ኣእሙራዊ ንብረት መሃዝቲ

0
ኣእሙራዊ ንብረቶም ንምሕዳስን ፍቓድ ንምውፃእን ዝደልዩ መሃዝቲ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከም ዝተናወሐ ቢሮ ምህዞን ሳይነስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ኣፍሊጡ ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ዝወልዕዎ ኵናት...

ኣብ ትግራይ መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ብዝለዓለ ብርኪ ከምዝወሰኸ ምንካይ ድኽዳኸ ህፃናት ቃልኪዳን ሰቖጣ ገሊፁ...

0
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ቑጠባዊን ማሕበራዊን ቅልውላው መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ናብ ዝልዓለ ብርኪ ከምዝበፅሐ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ገሊፁ ፡፡ ብዚ መሰረት ኣብ ትግራይ ብሰንኪ...

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ...

0
ምዉሓስ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ምጅማር ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ረዲኤትን ምዉፃእ ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ካብ ሉዓላዊ ግዝኣት ትግራይን ኣብቲ ዘተ ብዕምቆት ዝተዘተየሎም...

ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ብሰንኪ ኵናት ኣብያተ ትምህርቲ ብምዕናወንን ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ብዘይ...

0
ተምሃሪት ኣርያም ኣሰፋን ተምሃራይ ኤልያስ ፍስሃፅዮንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ምሉእ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይዘሮ ጣጡስ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ እዮም፡፡ እዞም ተምሃሮ ኣብ ...