ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልብ ስቓይ ተመዛበልቲ ትግራይ

0
ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይን ከተማ ባድመን ተመዛብሎም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኣዕቕቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ክረኽቡ ብዘይምኽኣሎም ኣብ ከቢድ ሓደጋ ጥምየት ከምዝወደቑ...

ኣእሙራዊ ንብረት መሃዝቲ

0
ኣእሙራዊ ንብረቶም ንምሕዳስን ፍቓድ ንምውፃእን ዝደልዩ መሃዝቲ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከም ዝተናወሐ ቢሮ ምህዞን ሳይነስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ኣፍሊጡ ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ዝወልዕዎ ኵናት...

ኣብ ትግራይ መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ብዝለዓለ ብርኪ ከምዝወሰኸ ምንካይ ድኽዳኸ ህፃናት ቃልኪዳን ሰቖጣ ገሊፁ...

0
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ቑጠባዊን ማሕበራዊን ቅልውላው መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ናብ ዝልዓለ ብርኪ ከምዝበፅሐ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ገሊፁ ፡፡ ብዚ መሰረት ኣብ ትግራይ ብሰንኪ...

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ...

0
ምዉሓስ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ምጅማር ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ረዲኤትን ምዉፃእ ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ካብ ሉዓላዊ ግዝኣት ትግራይን ኣብቲ ዘተ ብዕምቆት ዝተዘተየሎም...

ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ብሰንኪ ኵናት ኣብያተ ትምህርቲ ብምዕናወንን ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ብዘይ...

0
ተምሃሪት ኣርያም ኣሰፋን ተምሃራይ ኤልያስ ፍስሃፅዮንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ምሉእ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይዘሮ ጣጡስ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ እዮም፡፡ እዞም ተምሃሮ ኣብ ...

ሓገዝ ንዝተፀገማ ደቂኣነስትዮ

0
ኣብ ማእኸላይ ጣልያን ከተማ ቶስካና ዝነባርነተን ማሕበር ደቂ ኣንሰትዮ ተጋሩ፣ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ ማይቅነጣል ኣብ ከቢድ ፀገም ንዝርከባ 106 ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ኣበርኪተን። እቲ...

ዘተ ምስ ውጉኣት ተጋደልቲ ትግራይ

0
ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ውጉኣት ሰራዊት ትግራይ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶታት ከይመለስካ ዝዕወት ካልኦት ንጥፈታት ልምዓት ሰለዘይህሉ ፀገማት ውጉኣት ኣብ ምፍታሕ ብዕቱብነት...

ማሕበር ልምዓት ተወለድትን ፈተውትን ጣብያ ጉለ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ...

0
ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ጉለ ኣብ ዝርከባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ጉለንን ኣእሩግን ዝማሃሩ 1150 ተምሃሮ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ...

ሽልማት ባንኪ ወጋገን

0
ባንኪ ወጋገን ኣብ መዛዘሚ መበል 25 ዓመት በዓል ኢዮቤልዩ ምስረትኡ ን17 ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስትን ትካላት ምግባረ ሰናይን ሽልማት ቅርሺ ኣበርኪቱ። መበል 25 ዓመት በዓል ኢዮቤልዩ...

ሓገዝ ናዉቲ ትምህርቲ

0
ማሕበር ምትሕግጋዝ ወረዳ እንዳባፃሕማን ከባቢኣን ነባርነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾኑ ዶ/ር ነጋ ገ/እግዚኣብሄር ምስ ስድርኦም ዝረኸብዎ ሓገዝ ኣብ ወረዳ እንዳባፃሕማ ንዝርከቡ ተምሃሮ ዝውዕል...