ትኹረት ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ

0
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዳቪድ ሳተርፊልድ ቁልፊ ዋኒን ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ንምብፃሕ ከምዝኾነ ሓቢሮም ፡፡ካብ ዝሸየሙ ንሳልሳይ ግዜ ጉዳይ ኢትዮጵያ...

እቲ ሐዚ ኣብ ልዕሊ ደቂ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ግፍዓዊ ተግባር መራሕቲ ሃይማኖት ኢና ዝብሉ...

0
እቲ ሐዚ ኣብ ልዕሊ ደቂ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ግፍዓዊ ተግባር #መራሕቲ ሃይማኖት ኢና ዝብሉ ሃሳዉያን ንዓመታት ዝዘርእዎ ፅልኢ እዩ ክብሉ ሊቃዉንቲ ኣቦታት ትግራይ ተዛሪቦም፡፡እዚ...

ትርፈይ

0
እዋኑ ወርሒ #ሕዳር 2013 ዓ/ም እዩ ነይሩ፡፡ኣብቲ እዋን ፋሺስት ምምሕዳር ኣራት ኪሎን መላፍንቱን ኣብ ትግራይ ወራር ኣካይዶም ኣብ ልዕሊ እቲ ኽቡር ህዝቢ ዘርኢ ናይ...

ስራሕቲ ምርምር ዩንቨርስቲ ኣክሱም

0
ዩንቨርስቲ ኣክሱም #ገድሊ ምርምርን ምዕባለን ንውሕሰት #ትግራይ ዝብል ኣወዳድባ ብምጥያሽ ኣብ ከባቢ ብቐሊሉ ዝርከቡ ናውትን ሃፍትን ብምጥቃም ፀገም ማሕበረሰብ ንምፍታሕ ይነጥፍ ከምዘሎ ምክትል ፕረዚደንት...

ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ልዕሊ 12 ሽሕ ወገናት ኣብ ኣፍ ሞት ይርከቡ

0
ኣብታ ከተማ ዓዲ ጉዶም ልዕሊ 12 ሽሕ ወገናት ንከቢድ #ዓፀቦ ተቓልዖም ንሓደጋ #ሞት ተሳጢሖም ከምዝርከቡ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ ፡፡ጉጅለ #ፋሽስታውያን ባንኪ ፣ ስልኪ...

መንግስቲ ትግራይ ጊዝያዊ ተፃብኦ ደው ምባል /Cessation of Hostilities/ ወሲኑ።

0
ህዝብን መንግስትን ትግራይ ካብ ቀደሙ ኣብሰላም ዘለዎ መርገፂ ግልፂ እዩ። ፖለቲካዊ ፀገማት ብሰላም ክፍትሑ ከምዘለዉ እውን ካብ ጒሓቱ ብዘየላጢ ኣግባብ ንፈታዊን ፀላኢን ዕላዊ ገይሮም...