ሓገዝ ናዉቲ ትምህርቲ ንተምሃሮ ሳሓርቲ

0
ሓደ ኣብራሃም ማርዮ ዝተብሃለ ግዱስ ትግራዋይ ምስ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ተጋሩ ብምትሕብባር ኣብ ዞባ ደቡብ ሞብራቕ ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ እትርከብ 1ይ ብርኪ...

ኩሉ ፀገማት ተፃዊርና ዝዓነው ከተማታትና ዳግመ ንኽሓዉዩን ንኽህነፁን ሓቢርና ክንሰርሕ ይግባእ፦ ወ/ሮ ያለም ፀጋይ

0
ሚኒስተር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ትግራይ ብምትሕብባር ንኣመራርሓን ሰብ ምያን ካብ 23/09/15- 26/09 /2015 ዝፀንሕ ስልጠና እናሃበ ይርከብ፡፡ እቲ ስልጠና...

”ሕቶ ብምልዓልና ግዳይ ማእሰርቲ፣ ምፍርራሕን መዉቃዕትን ኮይና”-ነበርቲ ዶግዓ ተንቤን

0
ብመሰረት ካብ ሕ/ሰብ ዝመፀኣና ጥቆማ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተንቤን ጣብያ ሚካኤል ዓብይ ተረኺብና ዝ ተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣዘራሪብና ኣብታ ጣብያ ብርክት ዝበሉ ህዝቢ ዘልዕሎም...

ዑደት ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን

0
ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ውፃኢ ኣሜሪካ ሎሚ 22 ግንቦት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ካብ 23 ጀሚሩ ክሳብ...

ድምፂ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ

0
ቕድሚ ኽረምቲ ናብ መረበቶም ብቕልጡፍ ክምለሱ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ህፃናትን ኣዴታትን ዞባ ምዕራብ ትግራይ ሓቲቶም።ወረርቲ ሓይልታት ካብ ትግራይ ክወፅኡን ናብ መረበቶም...

ኲናት ሱዳን ንምዕራፍ ዝቐረበ መፍትሒ ሓሳብ

0
ግጭት ሱዳን ንምፍታሕ ሓዱሽ መፍትሒ ሓሳብ ከም ዘዳለወ ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ፡፡ ካውንስል ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዝካየድ ንዘሎ ግጭት ብሰላማዊ መንገዲ መዕለቢ ክህልዎ...

ኣብ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪቱ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ምፅራይ ሓበሬታ ብምሃብ ህዝቢ ክሳተፍ ቢሮ...

0
ቅድሚ ሰሙናት ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዕላዊ ዝገበርዎ ሓሙሽተ ኣባላት ኣመራርሓ ዘለዉዎ ሓይሊ ዕማም ዛጊድ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ይውግን ከምዘሎ ዝገለፀ ቢሮ...

ዕድላት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ፀንቂቕና ብምጥቃም ረብሓ ህዝብና ንምርግጋፅ ክንረባረብ ኢና!

0
------- መበል 32 ዓመት በዓል 20 ጉንበት ብዝምልከት ዝወፀ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ።በዓል 20 ጉንበት ውፅኢት ቃልስን መስዋእትን ህዝቢ ትግራይ እያ፤ በዚ ድማ ኣብ...

ብምትሕብባር ቢሮ ጥዕና ትግራይ፣ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢን ሂማልያ ካታራክትን ኣብ ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኲሓ ክሳለጥ...

0
በቲ ዝተኻየደ ወፍሪ ግልጋሎት ሕክምና ዓይኒ ግልጋሎት ሕክምና ዓይኒ ዝረኽቡ ወገናት ብርሃን ዓይኖም ከም ዝተመለሰሎም ገሊፆም።ኣብ ካልኣይ ዙርያ ወፍሪ ሕክምና ዓይኒ ሞራን...

ኣገልግሎት ምጽራይ ነተጉቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይን ዶባዊ ከባቢታትን ክዋፈር ተፈቒዱሉ።

0
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ነታጒን ካልእ ተረፍ ኣፅዋርን ናይ ምእላይ ዕማም ዝተዋህቦ ኣገልግሎት ምፅራይ ነተጉቲ ሕቡራት ሃገራት (UNMAS) ብቐንዱ ኣብ ትግራይን ኩናት ዝተኻየደሉ ዶባት ሰሜን...