ደብዳብ ድሮን ከተማ ሽረ
ሰራዊት ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድን መላፍንቱ ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ህዝቢ ትግራይ ናይምፅናት ተግባሮም ብምቅፃል ትማሊ 4 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ...
ሕራነ ነበርቲ ዓዲ ዳዕሮ
ብደብዳብ ልፍንታውያን ወረርቲ ንድሕሪት ዝብል ቃልስን ደጀንነትን ከምዘየለ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣረጋጊፆም፡፡
ተደጋጋሚ ደብዳብ ልፍንታውያን ወረርቲ ንስሙር ቃልስን ደጀንነትና ንኽነጠናኽርን ዘለዓዕለና እዩ ኢሎም ነበርቲ...
ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት እያ!!
ፕረዚደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
ሕልሚ ልፍንታዊያን ፀላእቲ እንታይ ምዃኑ ብግብሪ ተራእዩ'ዩ። ዕድል እንተረኺቦም እንታይ ክገብሩ ከምዝኽእሉ'ውን፣ ኣብ ፀሊሞይ፣ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ፣ ኣብ ብሄረሰብ ኲናማ...
ኣባል ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ
ልፍንታውያን ወረርቲ ብኣድያቦ፣ ዘላንበሳን ራማን ዝኸፈትዎ ሰፊሕ ወራር ፈሺሉ ሕዚ ድማ ብደቡብን ዓዲ ኣርቃይን ሓዲሽ ወራር ጀሚሮም።- ፅላእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢሮብን ኩናማን...
መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ
ሰራዊት ትግራይ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይሊታት ብግንባር ሰሜን ምብራቅ ዝጀመርዎ ወራር ይምክት ኣሎ
ልፍንታውያን ወረርቲ ቅድሚ 40 መዓልትታት ናብ ዝወልዖ መጠነ ሰፊሕ መቐፀልታ ዝኾነ ደማዊ ኵናት...
ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ዶንጎላት ብዝካየዶ መስካሕከሒ ደብዳብ ድሮን 5 ሰለማውያን ሰባት...
ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 27 መስከረም 2015 ዓ/ም ካብ መቐለ 30 ኪሎ ሜትር ርሕቃ ትርከብ ከተማ ዶንጎላት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝካየዶ ደብዳብ...
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ
ሓምሊ ንዓና ! እኽሊ ንጀጋኑ ትግራይና!!
ኣረመኔ ፋሽሽታውያን ወረርቲ ሓይልታት ኣለና ዝብልዎ ኹሉ ዓቕምታቶም ኣዋዲዶም ካብ ነሓሰ18/ 2014ዓ/ም ጀሚሮም፣ብኣርባዕቲኡ ኩርንዓት ትግራይ፣ኣብ ብዙሓት ግምባራት ተዋፊሮም ናይ...
ፋሽስት ጉጅል ኣብይ፣ ሎሚ 24 መስከረም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ብዘካየዶ ድብዳብ ድሮን ልዕሊ...
---
ፋሽስት ጉጅል ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 24 መስከረም 2015 ዓ/ም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ተመዛቢሎም ይንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብዝካየዶ መስካሕከሓይ...
ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይን ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ደግማይ ደብዳብ ኣብ ልዕሊ...
ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ መስከሕካሓይ ዝኾነ...