ከተማታት መቐለን ኣዳማን ስምምዕ ኣሓት ከተማ ተፈራሪመን፡፡

0
ከተማታት መቐለን ኣዳማን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ኣሓት ከተማ ተፈራሪመን፡፡ ኣብቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ምፍርራም ኣሓት ከተማታት መቐለን...

ዑደት ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ዉቕሮ

0
ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራልን ርእሳነ ምምሕዳራት ክልላትን ኣብ ትግራይ ዕላዊ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዩ ይርከብ። እቲ ኣብ ትግራይ ዕላዊ ዑደትን ምስ ግዝያዊ...

ዑደት ርእሳነ ምምሕዳርን ከንቲባታትን ኣብ መቐለ

0
ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ብፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ካልኦት...

ዝቐፀለ ዘተ ምምሕዳራት መቐለን ኣዲስ ኣበባን

0
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት እናካየደ ዝርከብ ጉጅለ ልኡኽ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ዘተ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ...

ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ።

0
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሉ።ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ጃኮፕሰን...

“ንሰላም ኩሉ ክንገብር ኢና፣ምስ መንግስቲ ፌዴራል ዘለና ርክብ ዝያዳ ክነጠናኽር ኢና” – ፕሬዚዳንት ግዝያዊ...

0
ንሰላም ክንብል ኩሉ ክንገብር ኢና፣ ምስ ፌደራል መንግስቲ ዘለና ርክብ ዝያዳ ክነጠናኽር ኢና፣ ክልላት እውን እዚ ክገብሩ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸዉ...

ዘተ ምስ ኣመራርሓ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

0
ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝገጥም ዘሎ ፀገማት ምቑራፅ ትኬት፣ምጉዕዓዝ ንብረትን ተዛመድቲ ጉዳያትን ክፍታሕ ምዃኑ ፈፃሚ ስራሕ መንገዲ ኣየር ኢትዬጵያ...

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ካብ 1ይ ክፍሊ – 12 ክፍሊ ሚያዝያ 23 /2015ዓ/ም ስሩዕ ት/ቲ...

0
ንልዕሊ ኣርባዕተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ት/ቲ ትግራይ ካብ 1ይ - ክፍሊ 12 ክፍሊ ሚያዝያ 23 2015ዓ/ም ስሩዕ ት/ቲ ከም ዝጅምር...

”…ናይ ክልተ ዓመት ዘይተኸፈለ መሃያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ትግራይ ክንከፍሎ ኢና ኣብዚ ዘደናግር ነገር ክህሉ...

0
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያን ዘሎ ህሉዉ ምዕባለታት ኣድሂቦም ኣብ ንማዕኸናት መራኸቢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ...

ሰማዒ ዝሰኣነ ፃዉዒት ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ

0
---- ሰኣን ሰማዒ በቢመዓልቱ ንፀንት ኣለና ሬሳ ተይቀበርና ኣይንውዕልን ክብሉ ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ከተማ ሽረ እንዳስላሴን ከባቢኣን ዝርከቡ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣማሪሮም። ድሕሪ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ...