ዘላቒ ተኹሲ ደው ምባል ንምርግጋፅ ተሓታትነት

0
ኣብ ፕሪቶርያ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ተፃብኦ ደው ምባል ብዘላቕነት ትሓታትነት ንምርግጋፅ ክስረሐሉ ኣንቶኒዮ ብሊንከን ፀዊዖም፡፡ ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ክበፅሕ ዝነበረ ተወሳኺ ፆታዊ ዓመፅ፣...

ምረቓ መዝሙር ቋንቋ ትግርኛ

0
ኣብ ምዕባይ ምዕቃብን ቋንቋ ትግርኛ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ትኹረት ሂቦም ክሰርሕሉ ይግባእ ተባሂሉ፡፡ እዚ ዝተበሃለ ንልዕሊ ክልተ ዓመት  ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሐ ግፍዕን...

መልሲ ዘይረኸበ ስቓይ ጡረተኛታት ትግራይ

0
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ጡረተኛታት መሰል ምርካብ ዓስቦም ንኣስታት ክልተ ዓመታት ተኸልኪሎም ብምህላዎም ዓርሶምን ስድርኦምን ንተደራረብቲ ፀገማት ተቓሊዖም ከምዘለዉ ገሊፆም፡፡ ብፍላይ ሕዱር ሕማም ዘለዎም ጡረተኛታት ስእነት...

ሰራዊት ኤርትራ ሕዚ እውን ካብ ትግራይ ከምዘይወፀን ግፍዕታት ይፍፅም ከምዘሎን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት...

0
ምክትል ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናዳ ኣል ናሽፍ ኣብ ጀኔቫ ይካየድ ኣብዘሎ መበል 52 ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ተረኺበን ኣብዘቅረብኦ...

ምፋታሕ ፀገም ሕብረተሰብ

0
ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፀገም ሕብረተሰብ ንምፍታሕ ብትኹረት ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ፡፡ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣብዘሳለጦ 4ይ ስራሕ ዘበን መበል 30 ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሐዚ እዋን...

ዕንወት ግድብ ፅሩይ መስተ ማይ ገርሁ ስርናይ

0
ብልዕሊ 152 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ግድብ ፅሩይ መስተ ማይ ገርሁስርናይ ሓዊሱ ትካላት መስተ ማይ ወረዳ እገላ ብኣራዊት ስራዊት ሻዕቢያ ምዕናወን ሲዒቡ ኣብ ከቢድ ፀገም...

ሞት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እገላ

0
ኣብ ወረዳ እገላ ሰኣን ግልጋሎት ሕክምና ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓስ 2015 ዓ.ም ኣትሒዙ ዛጊድ ህይወት 30 ወገናት ከም ዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ እገላ...

ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ጉዳይ ትግራይ

0
ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ጉዳይ ትግራይ ---- ኢትዮጵያ ሓላፍነት ኮሚቴ መርማሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክቋረፅን፤ ገበን ተሓታትነት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ጥራይ ክምራሕን ዘቕረበቶ ሕቶ መደንገፂ...

ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ቤተ ክርስትርያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ተረኺቡ...

0
ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ቤተ ክርስትርያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ተረኺቡ ዘሎ ኣፋፍኖት ሰላም ኩሉ ብዕቱብ ክሕልዎ ፀዊዖም። ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ...

ኮንፈረንስ ምጥያሽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ

0
ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምጥያሽ ኣብ ከተማ መቐለ ኮንፈ ረንስ ይሳለጥ ኣሎ ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሰራዊት ትግራይ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝፈላለዩ ውደባታትን ክፋላት ሕብረተሰብን ተዓዲሞም ኣለው። ብምሰረት...