ጉባኤ ሊቃነ ጳጳሳት ትግራይ ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ዝተፀሓፎ ደብዳበ ተቀባልነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ፡፡

0
መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትን ትግራይ ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ለካቲት 1/2015 ዓ/ም ናብ ሕድሕድ ሃገረ ስብከት ትግራይ ዝተፀሓፈ...

ብምኽንያት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይን ልደት ህወሓትን በዓል 11 ለካቲት ዝተዋህበ ውድባዊ መግለፂ

0
------ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘለኻ መላእ ህዝቢ ትግራይ ዝኸበርኩም ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓትዝኸበርካ ጅግና ሰራዊት ትግራይዝኸበርክንን ዝኸበርኩምንቅድሚ ኹሉ ‘‘11 ለካቲት መሰረት ፅንዓትናን ውሑስ መፃኢናን’’...

መግለፂ ኣባላት ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

0
-------- ጀነራል ታደሰ ወረደ መምህር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም ካብ ዝሃብዎ መግለፂ • ኣብ ዙርያ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ፅቡቕ ምርድዳእ ተበፂሑ ኣሎ •...

ህፃን ክናቢ ዝተፈረደሉ ህፃን

0
ሰራዊት ኢሳያስ ወለዱን ቤተሰቡን ዘፅነተሉ ህፃን ዳንኤል ወዲ ሓሙሽተ ወርሒ ሓዉ ክናቢ ሓላፍነት ተሸኪሙ ፡፡ ኣብ ማርያም ሸዊቶ ኣራዊት ሰራዊት ኢሳያስ ህዝቢ ብኣልማሚት እንትጭፍጭፍ...

ጨፍጫፍ ንፁሃት ኣብ ማርያም ሸዊቶ

0
ኣራዊት ሰራዊት ኢሳያስ ኣብ ማርያም ሸዊቶ ጥራሕ ካብ ህፃን ክሳብ ሰብ ፀጋ ዕድመ ልዕሊ 90 ሰባት ከምዝጨፍጨፈ ተገሊፁ፡፡ ኣራዊት ሰራዊት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወረዳ ዓድዋ...

ምጅማር ግልጋሎት ባንኪ ከተማ ኣኽሱም

0
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ጨንፈራት ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ካብ 1 ለካቲት 2015ዓ.ም ጀሚረን ስሩዕ ግልጋሎት ባንኪ ይህባ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ጨንፈር ኣኽሱም...

ሓገዝ ድያስፖራ ትግራይ

0
ኣብ ጀርመን ዝረከቡ ደያስፖራ ትግራይ ንክልተ ኣዋርሕ ኮንሰርት ኣካይዶም ዝኣከብዎ ልዕሊ ሓደ ነጥቢ ኽልተ ሚልዮን ብር ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣዴታትን ህፃናት ብገባሪት...

ተበግሶ ሰላም ሰራዊት ትግራይ

0
ድልየት ሰላም ህዝቢ ትግራይ ንምዕዋት ዝኽፈል ዋጋ ክንኸፍል ኢና፡- ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይሰላም መትከላዊ ሕርያ ህዝቢ ትግራይ ስለዝኾነ ምንአተ ሰላም ክብሉ ዝኽፈለ ዋጋ ይኸፍሉ...

ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ከተማ ሪያድ ዝነብሩ ተወለድቲ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስን ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ብምኽንያት...

0
ብመሰረት ውዕሊ ሰለም ፕሪቶርያ ናብ መረበትና ክንምለስ ሰራዊት ኢሳያስን ሓይልታት ኣምሓራን ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ይግባእ ኢሎም እቶም ተመዛበልቲ ኣይተ ገኺዳን ክፍለ ካብ ወረዳ ቃፍታ...

ከም እኽሊ እየ ኣብ ኣድጊ ተፃዒነ

0
ካብ ሓይልታት ፅንተት ንምምላጥ ከም እኽሊ ኣብ ኣድጊ ተፃዒነ እየ ተጓዒዘ፡ ጉድእ ኣካል ጎይትኦም ገ/ዋህድያ፡፡ጎይትኦም ገ/ዋህድ ወይድማ ቕፅል ስሙ ሒንጊዱ ይበሃል፡፡ ኣካል ጉዱእ...