-
ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት ጥራይ ልዕሊ 5.1 ሚልዮን ህዝቢ ብምምዝባል ዝኸፍአት...
ንዓለም ለኸ ትካል ተመዛበልቲ ብምጥቃስ NPR ከም ዝፀብፀቦ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ኣቆፃፅራ ፈረንጂ 2021 ብሰንኪ ኲናት 5.1 ሚልዮን ህዝቢ ብምምዝባል ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ፡፡ ኣብ’ቲ ዓመት...
ዑደት ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድ ካብ 5 ሚያዝያ 2014 ዓ/ም ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዘካይዱ ተገሊፁ፡፡ብተመሳሳሊ ዜና ምኒስትር ጉዳይ ወፃኢ...
ኣሜሪካ ኲናት ትግራይ ክቕፅል ንዝገብሩ ዘለዉ ሓይልታት ሓዱሽ ማዕቐብ ክተንብር ...
ኣሜሪካ ፣ እንግሊዝን ሕብረት ኣውሮፓን ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣፅዋርን ፋይናንሳዊ ደገፍን ከይረክብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ነባር ዲፕሎማት ኣሜሪካ ስቲቭ ኤንደርሰን ፀዊዖም፡፡ ኣሜሪካ ዘርቀቐቶም ሕግታት...
ዝሰመረ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብምሕያል ሃለዋትን ድሕንነትን ትግራይ ክነረጋግፅ ኢና...
ሕዱርን ዘይመትከላዉን ሕልሞም ንምስኻዕ መዝረ ፈጢሮም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘይዛረየ ጀኖሳይድ ንዝፍፅሙ ዘለዉ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኮኑ ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ...
ብሰንኪ ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ትበታተን ኣላ፡፡
ኣብይ ኣሕመድ ስልጣን ኣብ ዝሓዘሉ 4 ዓመታት ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ምብትታን ኣትያ ምህላዋን፤ ኣብይ ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ መራሒ ክኸውን ከም ዝኽእልን ፖለቲከኛ ልደቱ...
ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ ከፃሪ ንዝሰርሕ ዘሎ...
ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ ከፃሪ ንዝሰርሕ ዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት በጀት ከይስልዐሉ ክትብል ዘቕረበቶ ሕቶ ተነፂጉ።
መንግዝቲ ኢትዮጵያ ነቲ ብላዕለዋይ...
ጋዜጣዊ መግለፂ ሴናተራት ግዝኣት ጆርጅያ ኣሜሪካ
ሴናተራት ግዝኣት ጆርጅያ ኣሜሪካ፣ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ገበን ጀኖሳይድ ኣድሂቦም ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ብርክት ዝበሉ ሴናተራት እቲ ግዝኣት...
መግለፂ ቤተ ክርስትያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ
ቤተ ክርስትያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ፋሽሽታዉያንን ወረርቲ ሓይልታትን ብልፍንቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፅምዎ ዘለዉ ጀኖሳይድ ብፍላይ ድማ ኣብ...
ምጅማር ፆመ ረመዳን
መበል 1443 ዓመተ ሂጅራ ፆመ ረመዳን ካብቶም ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተፈለየ ብዕፅዋን ክባን ይፅገሙ ንዘለው ወገናትና እኹል ምትሕግጋዝ ብምግባር ክንፆም ይግባእ ክብል ቤት ፍርዲ ቃዲ...