Home Authors Posts by Asefa Belay

Asefa Belay

49 POSTS 0 COMMENTS

ሓፂር ታሪኽ ህይወት ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ  መረሳ / ሃይሉ ገምበላ/

0
ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ መረሳ / ሃይሉ ገምበላ/ 12 ግንቦት / 9/1953 ዓ/ም ካብ ወላዲኡ ኣይተ ገሰሰ መረሳን ወላዲቱ ወ/ሮ ኣበራሽ በላይን ኣብ ከተማ መቐለ...

ሓበራዊ ርብርብ ዝሓትት ሓደጋ ድርቂን ጥሜትን

0
ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ ድርቂን ጥሜትን ንምክልኻል ዝተዋደደ ሓበራዊ ርብርብ ከምዘድሊ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ወረዳ ኣበርገለ የጭላ 7 ታሕሳስ...

 መገሻ ዓዲ-ኩናማ፤መንገዲ ኣርሆ፣ገዳም ኣሲራ መቲራ ዝብሉን ካልኦትን ዓበይቲ ሰነዳዊ ፊልምታት ብምስራሕ...

0
ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይን  ቴሌቭዥን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዝሰርሐ ኮይኑ ዘይሃስሱን ዓበይቲ ማሕበራዊን ቁጠባዉን ታሪኻዊን ሓድግታት ዝድህስሱ ሰነዳዊ ፍልምታት ብምስራሕ ዝፍለጥ...

ኣብ ምምሕዳር ዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጥሜት 25 ህፃናት...

0
ኣብ ዞባ ማእኸል ካብ ዝርከባ ወረዳታት ሓንቲ እያ ምምሕዳር ዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብታ ወረዳ ንኣርባዕተ ኣናእሽተይ ከተማታት ሓዊሱ ሸሞንተ ገፀር ጣብያታት ከም ዝርከባን...

ሓገዝ ናውቲ ጥዕና ትካል ሰነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት

0
ትካል ሰነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ( UNFPA) ዝተበሃለ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ብልዕሊ 17 ሚልዮን ብር ፆታዊ ጥቅዓት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ መሐከሚ...

“ሽርሒ ፀላእትና ካብ ጥንቲ ጀሚሩ መንነትን ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ ከብርሱ ዘይፈፀምዎ...

0
ኣብቲ ኣብ ከተማ ኣክሱም ብድሙቕን ብዝተፈለየ መልክዕን ዝተኸበረ ባዓል ሕዳር ፅዮን 2016 ዓም ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሽርሒ ፀላእትና...

ዝኽሪ 3ይ ዓመት ጨፍጫፍ  ማርያም ደንገላት

0
21 ሕዳር  ኣብታ ታሪኻዊትን ኣብ መዳይ ምህንድስና ጥንታዊ ስልጣነ ትግራይ እንታይ ከም ዝመስል ማህተም ዝዓረፈላ  ቤተክርስታያን  ማርያም ደንገላት በቢ ዓመቱ ዝኽበር ሃይማኖታዊ ክብረ በዓል...

ዘተ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኻት ጀርመን

0
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዛዕባ ቁጠባዊ ዕብየት ትግራይ ኣድሂቦም ምስ ብፊሊፕ ክኒል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኻት ጀርመን ዘትዮም። ጀርመን ኣብ ምዝማን ሕርሻ ትግራይ ብሓፈሻ ድማ ኣብ...

ሕድገት ክፍሊት ወለድ

0
ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ካብ ዓማዊላ ብመልክዕ ወለድ ክትረኽቦ ዝነበረት ልዕሊ 2.2ቢልዬን ብር ሰሪዛ። ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት...

”ስድራ ከም ስድራ ንምብራስ ዘንፀላለወ ሓደጋ ጥሜት…”

0
እዞም ህፃውንቲ ኣባይ፣ሓበንን ቅዱስን ሃይለ ይበሃሉ። ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጣብያ ስየ ቁሸት ህድሞ ነበርቲ ኮይኖም ኲናትን ድርቅን ዘስዓቦ ጥሜት ዝብላዕ ሰኢኖም ሂወቶም ንምድሓን...