Editorial Team
ዘተ ምስ ውጉኣት ተጋደልቲ ትግራይ
ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ውጉኣት ሰራዊት ትግራይ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶታት ከይመለስካ ዝዕወት ካልኦት ንጥፈታት ልምዓት ሰለዘይህሉ ፀገማት ውጉኣት ኣብ ምፍታሕ ብዕቱብነት...
ማሕበር ልምዓት ተወለድትን ፈተውትን ጣብያ ጉለ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ...
ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ጉለ ኣብ ዝርከባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ጉለንን ኣእሩግን ዝማሃሩ 1150 ተምሃሮ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ...
ሽልማት ባንኪ ወጋገን
ባንኪ ወጋገን ኣብ መዛዘሚ መበል 25 ዓመት በዓል ኢዮቤልዩ ምስረትኡ ን17 ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስትን ትካላት ምግባረ ሰናይን ሽልማት ቅርሺ ኣበርኪቱ።
መበል 25 ዓመት በዓል ኢዮቤልዩ...
ሓገዝ ናዉቲ ትምህርቲ
ማሕበር ምትሕግጋዝ ወረዳ እንዳባፃሕማን ከባቢኣን ነባርነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾኑ ዶ/ር ነጋ ገ/እግዚኣብሄር ምስ ስድርኦም ዝረኸብዎ ሓገዝ ኣብ ወረዳ እንዳባፃሕማ ንዝርከቡ ተምሃሮ ዝውዕል...
ሓገዝ ፆታዊ ዓመፅ ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ
ብምትሕብባር ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ፣ ኣብ ኮምፕረንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ግልጋሎት ሓደ ማእኸል ሕክምና ፍትሕን ስነ-ልቦናን ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ ግዳይ ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን...
ወረርቲ ሓይልታት ካብ ሕገ-መንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ ክወፁ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለምለኸ መንጐኛታትን...
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራንን ሰብ ሞያን ተጋሩ ብመሰረት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለምለኸ መንጐኛታትን ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ካብ ሕገ መንግስታዊ ሉዓላዊ...
ስነ-ስርዓት ርኽክብ ትራክተራት
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ሓረስታይ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ሕፅረት ናዉቲ ሕርሻ ንምፍታሕ 39 ትራክተራት ዓዲጉ ንቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣረኪቡ።
ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ...
ጥሮታና ዘይምርካብና ንጥሜት ተቓሊዕና
ክሳብ ሐዚ ጥሮታ ገንዘቦም ክኽፈሉ ብዘይምኽኣሎም ንጥሜት ተቓልዖም ከምዝርከቡ ነበርቲ ከተማ ሓውዜን ገሊፆም ፡፡
ብጥሮታ መነባብርኦም ዝመርሑ ነበርቲ ከተማ ሓውዜን ክሳብ ሐዚ ጥሮታ ገንዘቦም...
ምንካይ ሞት ሕንጠያት
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ስእነት ክትትል ጥዕናን ሕፅረት ምግብን ኣዴታት መጠን ወሊድ መዓልቶም ዘይኣኸሉ ሕንጠያት ብ3ተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ክኢላ ገምጋምን ክትትልን...
ጠለብ ዘበናዊ እታወታት ሕርሻ ሓረስቶት ማይቅነጣል
ወይዘሮ መብራት ነጋሽን ቀሺ ወልደብርሃን ወልደገብርኤልን ነበርቲ ወረዳ ማይቅነጣል ጣብያ ላኼናይ እንትኾኑ ቅድሚ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ኣብ ስራሕቲ መስኖ ተዋፊሮም ዓርሶም ካብ ምኽኣል ሓሊፎም...