Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

”ትማሊ፣ሎሚ ኮነ ፅባሕ ተጋደልቲ ኢና”- ተመለስቲ ጀጋኑ ተጋደልቲ

0
ህዝብን ምምሕዳርን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መቐለ ህዝቢ ትግራይ ብልፍንታውያን ወረርቲ ካብ ዝገጠሞ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ሓራ ንምውፃእ በጃ ህዝቦም ንምኻን ናብ ገድሊ ተፀንቢሮም ኣብ መኸተ...

ኣቀባብላ ጀጋኑ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ትግራይ

0
ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ህዝባዊ ልኡኽቶ ተሸኪሞም ኣብ መኸተ ኣንፃር ጀኖሳይዳውያን ሓይልታት ወፊሮም መስተንክራዊ ቅያን ጅግንነትን ክፍፅሙ ድሕሪ ምፅናሕ ብመሰረት...

ኣቀባብላ ተመለስቲ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ትግራይ ወረዳ ኣሕፈሮም

0
ኣብ ወፍሪ መኸተ ጀኖሳይዳዊ ወራር ትግራይ ህዝባዊ ልእኽቶ ኣብ ምፍፃም ነይሮም ሐዚ ብኽብሪ ካብ ሰራዊት ዝተነከዩ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ወረዳ ኣሕፈሮም ብክብሪ ናብ ማሕበረሰቦም ተመሊሶም።...

ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ናብ ማሕበረሰቡ ተሰንዩ።

0
ብመሰረት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ መሰነይታ ከም ዝተቐነሰ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሪተርያት ሰላም ፀጥታን ተጋዳላይ...

ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘይዓገቶ ምፅራይ ዘርኢ

0
ሓይሊታት ኣምሓራ ኣብ ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ትግራይ ምፅራይ ዘርኢ ቀፂሎምሉ ኣለዉ ክብሉ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ብስም ፋኖ ዝተወደቡን ብመንግስቲ ኣምሓራ ዝተዋፈሩን ሓይሊታት፤ ኣብ...

ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ከንቲባ ዴንቨር ማይክ ጆንስተንን...

0
ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ህልው ኩነታት ትግራይ ነቶም ከንቲባታት ከም ዘብራህርህሎምን እውን ተሓቢሩ።ከባቢ 28 ዓመታት ዘቑፀረ ርክብ ኣሓት ከተማታት ኣኽሱምን ዴንቨርን ኣብ ዝጠናኸረሉ ዝዘተዩ ክልቲኦም...

ፖሊስ ወረዳ ጉለምኸዳ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ቅርሺ ዝግምቱ ናይ ኮንትሮባንድ ኣቑሑት...

0
ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ጉለምኸዳ ተጋዳላይ ካሕሳይ ካልኣዩ ከም ዝበሎ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም ዘለዉ ኣብ ወሰና ወሰን እታ ወረዳ ናብ ኤርትራ ክሰግሩ እንትፍትኑ ኮይኖም...

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ገበናት ምፅራይ ዓሌት ኣብ ዝፍፅሙ...

0
ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዝኾኑ ኮንግረስማን ብራድ ሸርማን ፣ ጂሚ ማክጋቨርን ከምኡ ድማ ኣባል ኮንግረንስ ኤል ሎይድ ዱገት ብሓባር ንፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ...

ወራር ባልዓት ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ

0
ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ኣብ ጣብያታት ስምረት፣ጌራ፣ስየ፣እምባ ሩፋኤልን ካልኦት ከባብታትን ባልዓት ሓሰኻ ባርኖስ፣ቓንጫ ፈሓርን ኣምበጣን ኣብ ዝራእቲ ሓረስቶት ጉድኣት የብፅሑ ከምዘለዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር...

ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ ልዕሊ ሽድሽተ ሚኢቲ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ብምስንባት...

0
 ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝተቐመጠ ኣሰራርሓ ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ ልዕሊ ሽድሽተ ሚኢቲ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ብምስንባት ናብ ቤተሰቦም ክምለሱ ገይሩ፡፡ እቲ ሪፈራል ሆስፒታል እቶም ኣባላት...