Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ተስፋታት ግልጋሎት ጉምሩክ መቐለ

0
ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ግልጋሎት ጉሙሩክ ጨንፈር መቐለ ቅድሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይዳዊ ወራር ምክያዱ ብመዳይ ሰደድ ኢንቨስትመንትን ኣታውን፣ ኣብ ልምዓት ቴክኖሎጂን ዕድል ስራሕን...

ምጅማር ትምህርቲ ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ትምህርቲ ትግራይ

0
ተምሃሮን መምህራንን ካብ መኣዲ ትምህርቲ ካብ ዝርሕቑ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቑፂሮም። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ ማሕበረሰብ ትመህርቲ ኣፅኒቱን ኣፈናቒሉን እዩ፡፡ከም ሓበሬታ ቢሮ ትምህርቲ...

ኣብ ጥንታዉያን ሓድግታት ትግራይ እዉን ጀኖሳይድ ተፈፂሙ ኢዩ -ሙሁራት

0
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ኣብ 16 ኣዋርሕ ዝዓነው ሓድግታት ትግራይ ን500 ዓመታት ካብ ዝበፅሖም ዕንወት ዝበኣሰ እዩ ክብሉ ሙሁራት ሓቢሮም፡፡ ሓይሊታት ጀኖሳይድ...

መድረኽ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ

0
''ኣብ ህዝቢ ትግራይ ኣዝዩ ልዑልን ብዝኾነ ተኣምር ዘይልወጥን እምነት እዩ ዘለኒ እዚ ፃዕራምን ትጉህን ህዝቢ’ዚ ምዕሩይ ምሕደራ እንተፈጢርናሉ፣ ታሪኽ ክሰርሕ ዝኽእል ህዝቢ ።''ፕሬዚዳንት ትግራይ...

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን

0
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ጨንፈር ትግራይ ብብርኪ ዓለም ንመበል 76 ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 65 ግዘ "ካብ ልቢ ንሰብኣውነት "ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ ዓለም...

ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

0
ማእኸል ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋ ትግራይን ኣብቲ ዓውዲ ብሓባር ክሰርሑ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕ ሎሚ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ዝካየድ ዘሎ...

መድረኽ ዕማም ሕውየት ትግራይ

0
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓይልታት ፅንተት ብዘካየድዎ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ትግራይ ኩሉ ነገራ ሲኢና ኢሎም ከምዘላ ብምዝኽኻር ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ጥጡሕ ባይታ...

ተበግሶ ሰብ ሃፍቲ ንዳግመ ህንፀት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ ነበለት

0
ኣብ ከተማ ነበለት ዝርከባ ብወረርቲ ሓይልታት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ ፀጊንና ናብ ግልጋሎት ክነእትወን ኢና ኢሎም ሰብ ሃፍቲ ኣይተ ጌታቸው ወልዱን ኣይተ ብርሃነ ወልዱን። ብሰንኪ...

ምጅማር ትምህርትን ምፅራግ ተተኮስትን ኣብ ትግራይ

0
ኣብ ትግራይ ካብ 19 ክሳብ 25 ሚያዝያ 2015 ዓ/ም ኣብ 1544 ኣብያተ ትምህርቲ ብዝተገብረ ብሰብ ሙያ ዝተሓገዘ ዳህሳስ ተተኮስቲ 1231 ዝተፈላለዩ ዓይነት ተተኮስቲ ተረኺቦም...

0
ሰራዊት ኤርትራ ክሳብ ሕዚ ወሪሩ ሒዝዎ ኣብዘሎ ከባቢታት ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ሰለማውያን ነበርቲ የሳቕን ይጨውን ከምዘሎ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መቐለ፣ሚያዝያ 29/2015 ዓ.ም ...