Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ምርግጋፅ ውሑስ ቁጠባን ፋይናንስን ንዳግመ ሕውየትን ልምዓትን ትግራይ

0
ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ኣብ ሕብረተሰብ ገጡሙ ዘሎ ቁጠባዊ ፀገማት ንምፍታሕን ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምርግጋፅን ኣብ ቁጠባን ፋይናንስን ብትኹረት ንምስራሕ ዓሊማ ኣመራርሓ መንግስቲን...

ዑደት ሚኒስትር ሙያን ክህሎትን

0
ብሚኒስትር ሙያን ክህሎትን ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍላተ ከተማ ኲሓን ዓንደርን በቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳዊ ኲናት ዝዓነውን ዝተጉሓሉን...

መድረኽ “ምርግጋፅ ሕዉየት ትግራይ”

0
መድረኽ"ምርግጋፅ ሕዉየት ትግራይ"ብምትሕብባር ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ: ማሕበር ልምዓት ትግራይን ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ይሳለጥ ኣሎ።ኣብቲ መድረኽ መኽፈቲ ዘረባ ዘስምዑ ተወካሊ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣይተ...

መግለፂ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ

0
ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ወራሪ ሰራዊት ኤርትራን ካብ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ተጋሩ ናብ መረበቶም ክምለሱ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ፀዊዑ።...

”ብመንፅር ስሕበት ናይቲ ፀገምን ኣብ ባይታ ዝውስኽ ዘሎ ጭቡጥ መርትዖታትን ተመርኵስና...

0
ፕሬዚዳንት ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ መረባ መራኽቦ ትዊተሮም ከም ዝሓበርዎ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰሙናት ብዲፕሎማሰኛታት፣ ወከልቲ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ትካላትን ብዓቢኡ ድማ ብዓበይቲ...

መግለፂ ኣሜሪካ ኣብ ከይዲ ምቁራፅ ተፃብኦታት ትግራይን ኢትዮጵያን ምዕባለታቱን

0
ሓይልታት ኤርትራን ዘይፈደራላዊ ሓይልታትን ካብ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ምዉፃእ፣ ትግበራ ተኣማንነት ዘለዎ መስርሕ ስግግር ፍትሒ ሓዊሱ ነቶም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝፈፀሙ ኣካላት ተሓተትቲ...

ዕንቅፋት ስምምዕነት ስላም ዕጡቓት ኣምሓራን ኤርትራን 

0
ዘደንቕ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ብሰንኪ ሓይሊታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ዕንቅፋት ይገጥሞ ኣሎ፤ ኣ.ኤፍ.ፒ ዓለም ዝተደነቐሉ ስምምዕነት መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን፤ ብሰንኪ ሓይሊታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ዕንቅፋት ይገጥሞ ...

ምጅማር ግልጋሎት ጉምሩክ ጨንፈር መቐለ

0
ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ግልጋሎት ጉምሩክ ሎሚ 21/08/2015 ዓ/ም ካብ ጅቡቲ ብቀጥታ ናብ መቐለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ዝፀዓና ኣርባዕተ ተሸከርከርቲ ንፈለማ እዋን መቐለ ኣትየን፡፡ ብሰንኪ...

ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ንህዝቢ ትግራይ

0
ሓይልታት ኣምሓራ ድሕሪ ዉዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ እዉን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘርኢ ምፅናት ኣጠናኺሮም ይቕፅልሉ ኣሎዉ ክብሉ ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ብራድ ሸርማን ኣብ...

ከተማታት መቐለን ኣዳማን ስምምዕ ኣሓት ከተማ ተፈራሪመን፡፡

0
ከተማታት መቐለን ኣዳማን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ኣሓት ከተማ ተፈራሪመን፡፡ ኣብቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ምፍርራም ኣሓት ከተማታት መቐለን...