Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ክብሪ እኖታታ ዝሰኣነት ኣዶ

0
ስላም ንኹሉ ፍጡር ኣድላይ እዩ፡፡ ሰላም ዝሓረሞ ኣካል ባና ሰላም እንትሰምዕ ተስፍኡ ንኹሎም ሕሰማቱ ዓብሊሉ ቃንዝኡ የህድአሉ። ጥቅምቲ 23/ 2015 ዓ.ም ዝተበሰረ ውዕሊ ሰላም...

ብሕማም ሽኮር ንዝተጠቕዐ ህፃን

0
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተነበረ ኩለመዳይ ዕፅዋ ስዒቡ ዝተፈጠረ ስእነት መድሓኒት ብሓፈሻ ንመላእ ትግራይ ብፍላይ ድማ ሕዱር ሕማም ንዘለዎም ወገናት ዓብይ ስቅያት ኮይኑ ይቕፅል...

ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ልምዓት ስነ-ህዝብን ገንዘባዊ ሓገዝን  UNFPA ተወካሊት ሱዛን...

0
ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ልምዓት ስነ-ህዝብን ገንዘባዊ ሓገዝን  UNFPA ተወካሊት ሱዛን ማንዶንግ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ዕለት 29-ሕዳር 2015 ዓ.ም ኣብ ሪፋራል ሆስፒታል ዓይደር...

ምውፃእ ሰራዊት ትግራይ

0
ኣብ መንጎ መንግስቲ ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ድሕሪ ዝተበፀሐ ስምምዕነት ሰላም  ካብ 60 ክሳብ 65 ሚኢታዊ ዝበፀሕ ሰራዊት ትግራይ ካብ መስመራት ውግእ ከምዝወፀ ዋና ኣዛዚ...

ክሳብ 65 ሚእታዊ  ሰራዊት ትግራይ ካብ  መስመር ውግእ ከምዝወፀአ ዋና ኣዛዚ...

0
03 ሕዳር 2015 ዓ/ም   ንጋዜጠኛታት  ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ካብ ስሳ ክሳብ ስሳን ሓሙሽተን  ሚእታዊ ሰራዊት ትግራይ ካብ መስመራት ውግእ ከምዝወፀ ገሊፆም ፡፡    ድሕንነት  ህዝቢ...

ፃውዒት ዓለም ለኸ ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ

0
---- ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበፅሐ ውዕል ተኹሲ ደው ምባልን ኣብ ናይሮቢ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ተግባርን ሙሉእ ድጋፉ ዝገለፀ ዓለም ለኸ ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ፤ ብመሰረት እቶም...

ዉዕሊ ጠጠው ምባል ተፃብኦ ንዘላቒ ሰላም

0
ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ውዕሊ ጠጠው ምባል ተፃብኦ ብመንፅር ምርግጋፅ ሃለዋትን ድሕነትን ህዝቢ ትግራይ ተቓንዩ  ንክትግበር ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጦም፡፡ ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር...

ምውፃእ ሰራዊት ትግራይ ካብ መስመር ውግእ

0
ንምርግጋፅ ውሑስ ድሕንነትን ብዘላቕነት ሰላም ንምርግጋፅን  ጥቅምቲ 23 /2015 ዓ/ም ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶርያን ሕዳር 3 /2015 ዓ/ም ኣብ ኬንያ ናይሮቢን ብመሰረት ዝኣተውዎ ውዕሊ...

ናፍቆት ትምህርቲ ህፃናት ትግራይ

0
ህፃናት ትግራይ መፃኢ ዕድሎም ንምውሳን ዘኽእል ዕላማን ራእይን ሒዞም ትምህርቶም ኣብ ምክትታል ኣብ ዝነበሩሉ እዋን መጀመርታ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ቀፂሉ ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ...

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ

0
ዕድላት ስምምዕ ሰላም ፀንቂቕና ንምጥቃም እዋኑ ዝጠልቦ ቃልስና ነሐይል! ኣብ መንጎ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ረብሓ ህዝብታት ብዘላቕነት ንምርግጋፅ ዘኽእል ስጉምቲ እዩ። እዚ...