Editorial Team
ወራር ሓይልታት ጥፍኣትን ሳዕቤናቱን
ወ/ሮ ኣብረሀት ሕሉፍ ይበሃላ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይካድራ ይነብራ ነይረን፡፡ ልፍንታውያን ሓይልታት ጥፍኣት ብኩሉ ኣንፈት ቅድሚ ምውራሮም መረበተን ኣብ ዝኾነ ዞባ ምዕራብ...
ርኢቶ ህፃናት ትግራይ
ብሰንኪ ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ብምዕናወን ህፃናት ክመሃሩ ከምዘይከኣሉ ኣብ ከተማ መቀለ ዝርከቡ ህፃናት ገሊፆም፡፡ እቶም ህፃናት ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ድማ ንጥሜት...
ተደራራቢ ግፍዒ ኣብ ጉድኣት ኣካል ትግራይ
ፍሉይ ጠመተን ሓለዋን ዘድልዮም ጉድኣት ኣካል ብክባን ዕፅዋን ንዝገደደ ጥሜት ተቃሊዖም፡፡ተፍጥሮ ዝከልከለቶም ምስማዕ ተፃዊሮም ተስፋ ፅባሕ ንምብራህ ሀ ኢሎም ትምህርቲ ቀለምን ሞያን ኣብ ምምሃር...
ምስዋር መረዳእታ ጅምላዊ ጨፍጫፍን መቓብራትን ንፁሃን ተጋሩ
ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ድሕሪ እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ክፍሊ ምደባ በጀት ሕቡራት ሃገራት ዝገጠሞም ፍሽለት ብግህሰት ኩለንትናዊ መሰላት ከይሕተቱ ካብ ዘለዎም ፍርሕን ራዕድን ተበጊሶም መርትዖ...
ምርግጋፅ ሓለዋ ፀጥታ ከባቢ
----------
ሓድነትና ኣጠናኺርና ሰላምን ድሕንነትን ከባቢና ክነረጋግፅ ይግባእ ክብሉ መናእሰይ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ገሊፆም፡፡
ኣብ ገለገለ ከባቢታት ከተማ መቐለ ዝርአ ዘሎ ክትራንን ስርቅን ንምክልካል...
ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝተፀገሙ ወገናት
ዘርኡ ገብረሊባኖስ ቢዝነስ ጉሩፕ ብልዕሊ 3 ሚልዮን ብር ዘዋግኡ ን1737 ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ።ሰገን ሙሴ መሓሪ ተምሃራይ ካልኣይ ክፍሊ እዩ።
ዕፅዋ ሰብኣዊ ሓገዝ ፋሽስት...
ብሰንኪ ፋሺስታዊ ጉጅለ ካብ ዓለም ዝተገለለ ህዝቢ ትግራይ
ብሰንኪ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣንቢርዎ ዘሎ ኩለመዳይ ዕፅዋን ክባን ሂወት ብዙሓት ኣብ ሓደጋ ከምዝርከብ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ብሰንኪ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ...
ዕማም ተሓለቕቲ ስቪክ ማሕበራት ትግራይ
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ገበነኛታት ናብ ዓለም ለኸ ሕጊ ቀሪቦም ክሕተቱ ብዝለዓለ ሓላፍነት ከምዝሰርሕ ቤት ፅሕፈት ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ስቪል ማሕበራት...
ኣብ ምርግጋፅ ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ግደ ስቪክ ማሕበራት ትግራይ
ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ስቪል ማሕበራት ትግራይ ምጥያሹ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ፅንተትን ብዝተማእኸለ መንገዲ ተፀኒዑን ተሰኒዱን ገበነኛታት ናብ ሕጊ ቀሪቦም...
ሓደጋ ዘንፀላለዎ ተስፋ ሰላም
ተስፋ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ፅልግልግ ከም ዝኣተወ ዘ-ጋርዲያን ፀብፂቡ፡፡ብስርዓት ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ተቐባልነት ረኺቡ ዝነበረ ተስፋ ሰላም ግዚያዊ ተኹሲ ደው ምባል፤ ፋሽስታውያን ሰብኣዊ ሓገዝ...