Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ ብድሆታት ሰጊሩ ህዝባዊ መኸተና ይዕወት!!

0
ልፍንታውያን ወረርቲ ህዝቢ ትግራይ መሊኦም ንምፅናት ብኩሉ ግንባራት መጠነ ሰፊሕ ወራራት እናካየዱ እንትኾኑ ሰራዊት ትግራይ ድማ ህልውና ህዝቡ ንምሕላው ክብል ብዝገርም ፅንዓት ተሪካዊ ተጋድሎ...

ወፍሪ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ

0
ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ፃውዒት ሰላም ከም ዘይቕበልን ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ከም ዝቕፅለሉን ኣፍሊጡ፡፡ ጥቅምቲ 5/2015 ዓ.ም ብዋና ፀሓፊ ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂን ማሕበረሰብ ዓለምን...

ምግዳል ንህላወ ትግራይ

0
ሃለዋቶም ምስ ምፅናት ህዝቢ ትግራይ ዘተኣሳሰሩ ህዝቢ ትግራይ ካብ ገፀ መሬት ክጠፍእ ኣለዎ ኢሎም ብቕሉዕ ወሲኖም ዘተግበሩ ዘለዉ ልፍንታውያን ፀላእቲ ንምድምሳስ ናብ ክፍሊ ተዓሊም...

ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ብዘካይዱዎ...

0
ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ከተማ ሽረ ሰለማውያን ሰባት ዕለማ ዝገበረ ደብዳብ ሮኬት ዛጊድ ሓንቲ ኣዶ እንትሞት፣ ህፃውንቲ ዝርከብዎም 4...

ደብዳብ ድሮን ከተማ ሽረ

0
ሰራዊት ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድን መላፍንቱ ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ህዝቢ ትግራይ ናይምፅናት ተግባሮም ብምቅፃል ትማሊ 4 ጥቅምቲ  2015 ዓ/ም ኣብ  ከተማ ሽረ...

ሕራነ  ነበርቲ  ዓዲ ዳዕሮ

0
ብደብዳብ ልፍንታውያን ወረርቲ ንድሕሪት ዝብል ቃልስን ደጀንነትን ከምዘየለ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣረጋጊፆም፡፡ ተደጋጋሚ ደብዳብ ልፍንታውያን ወረርቲ ንስሙር ቃልስን ደጀንነትና ንኽነጠናኽርን ዘለዓዕለና እዩ ኢሎም ነበርቲ...

ትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት እያ!!

0
ፕረዚደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሕልሚ ልፍንታዊያን ፀላእቲ እንታይ ምዃኑ ብግብሪ ተራእዩ'ዩ። ዕድል እንተረኺቦም እንታይ ክገብሩ ከምዝኽእሉ'ውን፣ ኣብ ፀሊሞይ፣ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ፣ ኣብ ብሄረሰብ ኲናማ...

ኣባል ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ...

0
ልፍንታውያን ወረርቲ ብኣድያቦ፣ ዘላንበሳን ራማን ዝኸፈትዎ ሰፊሕ ወራር ፈሺሉ ሕዚ ድማ ብደቡብን ዓዲ ኣርቃይን ሓዲሽ ወራር ጀሚሮም።- ፅላእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢሮብን ኩናማን...

መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ

0
 ሰራዊት ትግራይ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይሊታት ብግንባር ሰሜን ምብራቅ ዝጀመርዎ ወራር ይምክት ኣሎ ልፍንታውያን ወረርቲ ቅድሚ 40 መዓልትታት ናብ ዝወልዖ መጠነ ሰፊሕ መቐፀልታ ዝኾነ ደማዊ ኵናት...

ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ዶንጎላት ብዝካየዶ መስካሕከሒ ደብዳብ ድሮን...

0
ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 27 መስከረም 2015 ዓ/ም ካብ መቐለ 30 ኪሎ ሜትር ርሕቃ ትርከብ ከተማ ዶንጎላት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝካየዶ ደብዳብ...