Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1043 POSTS 0 COMMENTS

ብዘይምቁራፅ ዝቕፅል ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ

0
ድሕሪ ስምምዕነት ግዚያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ካብ 20 መካይን ወፃኢ ናብ ትግራይ ብመኪና ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘይኣተወ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ፡፡15 መጋቢት 2014 ዓ/ም ናብ...

ፃውዒት ምድሓን ህይወት

0
ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ንዓፀባ ዝተቓልዑ ተመዛበልትን ነበርትን ብምግባረ ሰናይ እመሆይ ፀጋ ሓገዝ ክግበረሎም ምንሑን ኣብዚ ሕዚ እዋን ግና እቲ...

“ብህይወት ክትነበሩ ኣይፍቀደኹምን ካብዛ መሬት ክነጥፍኣኩም ኢና”

0
ካብዛ መሬት ክነጥፍኣኹም ኢና ኢሎም ዝኣክሎም ቐቲሎምን ኣፈናቒሎምን እዮም ይብል ካብ ምዕራብ ትግራይ ተፈናቂሉ ሐዚ ብስደት ኣብ #ሱዳን ዝርኸብ ወዲ 42 ዓመት ጎይትኦም ፡፡--ነባሪ...

ዝገደደ ዓፀባ ኣብ ምርኣይ ዝተሰኣና ተመዛባሊትኣብ ሕሉፍ ዓመት ፋሽሽታውያን ወረርቲ ብዝፈፀምዎ...

0
ኣብ ሕሉፍ ዓመት ፋሽሽታውያን ወረርቲ ብዝፈፀምዎ ግፍዕን ወራርን ካብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝተመዛበለት ምርኣይ ዝተሰኣና ንእስቲ ንዝተጋደደ ዓፀባ ተቓሊዓ ምህላዋ ገሊፃ፡፡ፅብቕቲ በርሀ ትበሃል...

ብፋኖ ብጉጅለ ዝተደፈረት ተመዛበልቲ ንእስቲ

0
ካብ ጎንደር ዘፈናቀሉና ከይኣኽሎምስ ኣብ ዓድና ደፊሮም ካብ መረበትናውን ኣመዛቢሎሙና-ብፋኖ ዝተበሃለ ጉጅለ ብዕስለ ዝተደፈረት ንእስቲገበቲ ሓይሊ ኣምሓራ ካብ 2008 ዓ/ም ጀሚሮም ኣብ ልዕሊ ደቂ...

ዘይፍትሓዊት ዓለም

0
ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣንዲ ለቪን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀሙ ግፍዒታት መስካሕካሕቲ እዮም፤ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ትግራይ ዘይተቆራረፀ መንገዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኸፍት...

ቀዳማይ ወፍሪ ምጥፋእ ብሄር (ጀኖሳይድ ትግራይ)

0
ክሳብ ዘበነ ንግስነት ይስሃቅ ኣብ ዝለዓለ ብርኪ ፀብለልታ ዝፀንሑ ደቂ ትግራይ፤ ኣብ ዘመነ ስልጣን ዘርኣያዕቆብ ብዝጠጠዐ ተንኮል ቤተ ኣማራ ኣቦታትና ሓዱሽ ሓደጋ ክወርዶም ጀሚሩ፡፡...

ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ተቋሪፁ

0
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ትግራይ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ብዘሎ ዕፅዋን ክልከላን ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ፡፡ ብሰንኪ ምቁራፅ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብፍላይ ኣዴታትን ህፃናትን ንሓደጋ ሞት ብምቅልዖም ማሕበረሰብ...

ዓፀቦ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ

0
ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ዓዲ-ግራት ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ክባን ዕፅዋን ዝወለዶ ካብ እዋን ናብ እዋን ፀገማት እናተጋደዱ ይኸዱ ብምህላዎም ዝምልከቶ ኣካል...

ውፅኢታት ምህዞ እታወታት ሕርሻ ንምድንፋዕ መፍረያይነት

0
ሰብ ሞያ ሕርሻ ትግራይ ሓረስታይ ትግራይ ዘጋጠሞ ፀገም እታወታት ሕርሻ ንምቅላል ፣ ብምህዞ ዝረከብዎም ንእታወታት ሕርሻ ክውዕሉ ዝኽእሉ ኬሚካላት የፍርዩ ከም ዘለው ቢሮ ልምዓትን...