Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ምስዋርን ምእሳርን ኤርትራውያን ስደተኛታት

0
ኣብ ኢትዮጵያ ተሰዲዶም ዝነብሩ ንማእሰርቲ ይሳጥሑ ምህላዎም ጋዜጣ ዘ ጋርድያን ኣቃሊዑ፡፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ መሰል ዕቑባ ሓቲቶም ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት መንበሪ ፍቓድ ተዋሂብዎም ክነሶም...

ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ

0
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመን ዝፍፀም ዘሎን ጀኖሳይድ ንዝምልከቶም ኣካል ኣብ ምቅላሕን መረዳእታ ኣብ ምሃብን ኩሉ ሕብረተሰብ ክሳተፍ ከምዝግባእ ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣፍሊጡ...

ጅምላዊ ማእሰርቲ ደቂ ትግራይ

0
---- ብመንነቶም ጥራሕ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝርከቡ ደቂ ትግራይ ብህፁፅ ክፍትሑ ከምዘለዎም ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን #ትግራይ ሓቲቱ፡፡ ብመንነቶም ጥራሕ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያ...

ብስም ኢትዮጵያ ብዝተንበልበለ ባንዴራ ዝተፈፀመ ግፍዒ

0
---- ከተማ ቦራ ብሰንኪ ፀላእቲ ግፍዕን በደልን መሊኡ ካብ ዝፈሰሰለን ከባቢታት ትግራይ ሓንቲ እንትትኸውን ሰለማውያን ዜጋታት ተጨፍጪፎም ደቂ ኣንስትዮ ብዕሱባት ሰራዊት ፋሽስት ተደፊረን ሃፍትን ንብረትን...

ብስም ኢትዮጵያ ብዝተንበልበለ ባንዴራ ዝተፈፀመ ግፍዒ

0
ከተማ ቦራ ብሰንኪ ፀላእቲ ግፍዕን በደልን መሊኡ ካብ ዝፈሰሰለን ከባቢታት ትግራይ ሓንቲ እንትትኸውን ሰለማውያን ዜጋታት ተጨፍጪፎም ደቂ ኣንስትዮ ብዕሱባት ሰራዊት ፋሽስት ተደፊረን ሃፍትን ንብረትን...

ብሰንኪ ሕፅረት መድሓኒትን ቀረብ ምግብን ኣብ ከቢድ ስቃይን መከራን ዝወደቀት ንእስቲ

0
ኤደን የማነ ጓል 19 ዓመት ጎያ ዘይፀገበት፣ ተፃዊታ ዘይደኸመት ንእስቲ እያ፡፡ እዛ ንእስቲ ናይ 10ይ ክፍሊ ትምህርታ እናተኸታተለት ንፅባሕ ብብሩህ ተስፋ እናመዓደወት ትምህርታ ኣብ...

ተተሊሙን ኮነ ተባሂሉን ደቂ ትግራይ ዝተጨፍጨፉላ ማይካድራ

0
ወዲ 80 ዓመት በዓል ፀጋ ዕድመ ኣቦይ ረዳ በርሀ ካብታ ደቂ #ትግራይ ብመንነቶም ጥራሕ ከም እኽሊ ዝተዓፀዱላ ከተማ ማይካድራ ተፈናቂሎም ኣብ መዕቆቢ ተመዛበልቲ ከተማ...

ቃሎም ዝሃቡ ሓመድ ፈሲስዎም፡፡

0
-------- ቴሌቪዥን ትግራይ ኣብ መፈለምታ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ/ም ናብ #ሽረ እንዳስላሰ ተንቀሳቂሱ ነታ ኣብ ፀልማት ናብራ ትነብር ስድራ ወ/ሮ ስላስ ኣዘራሪቡ ነይሩ፡፡ ወ/ሮ ስላስ ምርኣይ...

ክልከላ ጉዕዞ ስፓኛዊት ፓውላ ጊል

0
ስፓኛዊት ፓውላ ጊል ትባሃል፡፡ፕረዚደንት ዶብ ኣልቦ ሓካይም #ስፔን ኤም ኤስ ኤፍ ኮይና ቅድሚ 6 መዓልታት እያ ናብ #ኢትዮጵያ ኣትያ፡፡ ብዛዕባ ኩነታት እቶም ዓሚ 16 ሰነ...

ሓንካሪ ተግባራት ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ

0
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ሕዚ እውን ንመስርሕ ሰላም ዘዐንቕፍ ቀይዲ በተኽ ተግባራቱ ኣትሪሩ ቐፂሉሉ ይርከብ ከም ኣገላልፃ ኣይተ ጌታቸው ረዳ...