Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ሓድነትና ንመኸተ ፀላእትና

0
---- ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደ ዕላማ ፀኒዑ ከጥፍእዎ ንዝመፁ ፀላእቱ ብዘይኣፈላላይ ብሓድነቱ ኣስጢሙ እናመከተ መፂኡ እዩ፡፡ ሕዚ እውን እንተኾነ ፀላእቲ እንተኾይንሎም ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ እንተዘይኾይኑ...

ግብፅን ሶማልያን ንኢትዮጵያ ኮኒነን

0
ግብፅን ሶማልያን ንኢትዮጵያ ኮኒነን ---- #ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ፈለግ ኒል ኣባይ ትኽተሎ ንዘላ ሓንካሪ ተግባራት ግብፅን ሶማልያን ኮኒነን፡፡ ብመሰረት ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት #ግብፂ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ...

ሓገዝ ንሚድያታት ትግራይ

0
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኣይተ ኣሸናፊ በርሀ ጉሮቱ ወዲ ወጀራትን ንሚድያታት ትግራይ 250 ሽሕ ብር ሓጊዞም ኣይተ ኣሸናፊ በርሀ ጉሮቱ ንሰራሕተኛታት ቴሌቬዥን ትግራይን ንድምፂ ወያነ...

ፀረ-መኸተ ሓይልታት ኣደብ ይግዝኡ

0
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሕሉፍ ዓመት ኣንፃር ፋሽስታውያን ወረርቲ ካብ ዘካየዶ ቃልሲ ዝመረፅክዎ መንግስቲ ናብ ቦትኡ ይመለስ ዝብል ተጠቃሲ እዩ፡፡ ኣብ ዝለዓለ ብራኸ በፂሑ ዘሎ ቃልሲ...

ዝርገሐ ዝናብ ኣብ ትግራይ

0
 ክሳብ መፋርቕ ሓምለ ዝናብ ከይረኸቡ ኣብ ዝፀንሑ ከባቢታት ትግራይ ሕዚ ፅቡቕ ዝበሃል ዝናብ ጀሚሩ ከምዘሎ በዓል ሞያ ማእኸል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ትግራይ ዝኾኑ ኣይተ ዳርጌ...

ምዝማን ናውቲ ሕርሻ

0
ትካል ዋልታ ኢንጅነሪንግን ትሬዲንግን ንስራሕቲ ሕርሻ ሰለጤን ዘለዎምን ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ዓፀባ ዘቃልሉን ዝተመሓየሹ ናውቲ ሕርሻ ብምምሃዝ ሓረስቶት ተረባሕቲ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ ፡፡ ሰራዊት...

ፋሽስቱ የአብይ ቡድን አሁንም ሰብአዊ እርዳታ ወደ ትግራይ ያለ ምንም ቅድመ...

0
ፋሽስቱ የአብይ ቡድን ለሰላም ዝግጁ ነኝ ቢልም አሁንም ሰብአዊ እርዳታ ወደ ትግራይ ያለ ምንም ቅድመ ኔታ ሁእንዳይገባ እንቅፋት ሆኖ እየቀጠለ መሆኑን የትግራይ መንግስት ፕሬዝዳንት...

ሽልማትን ኣፍለጦን ሎሬት ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ

0
ሎሬት ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ካብ ትካል ሕርሻ ዓለም ሽልማት መዓረግ ሎሬትነት ምርካቦም መሰረት ብምግባር ማሕበረሰብ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን መድረኽ...

ፆሙ ዝሓድር መሬት ኣይህሉን

0
ነጋዶ ከተማ መቐለ ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ማይ ዓለም ንዘመናት ዘይሕረስ ዝነበረ መሬት ብምሕራስ ናብ ረብሓ ይቕይርዎ ኣለዉ፡፡ ክባን ዕፅዋን ስዒቡ ዝኾነት መሬት ፆማ ከይትሓድር...

ቁጠባዊ መዋጥር ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ

0
ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣትይዎ ካብ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንኽወፅእ፤ ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ሙሉእ ብሙሉእ ደው ክብል፤ ኣብ ትግራይ ዝተቛረፁ ኣገልግሎታት ብሙሉእ...